Thursday, April 3, 2008

The Father of Meles Zenawi Accused Authorities in Tigray for Abusing Power. (By Getachew Reda)

Note to readers (First Part is Tigringa version. The Second Part is Amharic version for Amharic readers (Point your curser all the way to the end of the Tigringa version). Please use Gee’z Unicode to read the fonts) “ሰብ ስልጣን ሰብ ሙዃኖም ረሲዖም ናብ መላእኽቲ ተቐይሮም ዜናዊ አስረስ (ወላዲኡ ንመለስ ዜናዊ) ( ብጌታቸዉ ረዳ ፦ ሳን ሆዘ ካሊፎርኒያ መጋቢት 2000 ዓ/ም)
ደሃይ ትግራይ ብምባል ዝፍለጥ ኣብ ትግራይ ዝሕተም ናይ ትግርኛ መጽሄት ፤አብ ቀዳማይ ዓመት ኣብ ወርሒ ጥሪ 2000 ዘዉጻኦ ሕታሙ፤ ወላዲኡ ንመለስ ዜናዊ አቶ ዜናዊ ኣስረስ ቃለ መጠይቕ ገይሩሎም ነይሩ። ኣቦይ ዜናዊ ዝሃቡዎ ቃለ ምልልስ በሳልን ሰፊሕን፤ህይወታዊ ተሞኩሮኦም ዝገለጹሉ ሚዛናዊን አብ-ገሊኡዉን ከምቶም ኩሎም ወለዲና ናይ ዉልቆም ጉጉይ ርኡይቶታት እዉን ኣቕሪቦም እዮም። በታን በታን፤ በቲ ዘለዎም ዕድመን ተሞኩሮን እንትንመዝኖም ዝዓቖሩዎዎ መስተዉዓሊ ሕሊና በጣዕሚ በሳልን ሰፊሕ ተሞኩሮን ወዲ ዓበይቲን ፤ጽቡቕ ናበራን ከመዘሕለፉ ተገንዚበ። ዝኾነ ኾይኑ ናብቲ ርኢቶኦም ቅድሚ ምእታዉና፤ ክፍሊ ምምሕዳር ሽማሙንቲ ትግራይ ነቲ ጸገም ዘርዚሮም ከማላኽቱን ክእርሙን ክንዲምግባር ኣብቲ ዘቐርቡዎ ጸብጻብ እንዳሸፋፈኑ ናብቲ ጸጽቡቑ ቀልጢፎም ክነጥሩ ትዕዘብ። ንኣብነት እዚ ሕዚ አቦና አቶ ዜናዊ ዝገለጹዎ ዘለዉ መረረትን ብልሽዊ ምምሕደራትን ቅድሚ 5 ዓመት አብ ከባቢ ራያ ገምጋም ቀሪቡ ህዘቢ ዝዛረበሉ ዝነበረ መረረት እዩ። ከሳብ ሕዚ ተማሳሳሊ ዝኾነ ግስርጥና ስነ አማሓድራ ዝዓግቶ ተሳኢኑ ብቐጻልነት ህዘቢ ክጓሳቖል ይርከብ ኣሎ።ቅድሚ 5 ዓመት ኣብ ራያ ዝነበረ መረረት አብ ቀጻላይ መደበይ ብፍልይ ዝበለ መደብ ክሳብ ዘቕርበልኩም፤ ከሳቦይ ግና ናይ መንግስቲ ትግራይ ፐረዚደንት ጸጋይ በርሀ ኣብ 8ናይ ስሩዕ መደበኛ 3ይ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ መንግስቲ ትግራይ ዘቕረቦ ሰፊሕ ጸብጻብ ካብ አቦና ካብ አቶ ዜናዊ አስረስ ዝቐረበ ትዕዝብቲ እንትናጻጸር ሰማይን መሬትን እዩ። ለላዕሉ ልምጥጥ እንዳበልካ ኣኳሊምካ ምህጻጽን ቀንዲ ናይቲ ስርዓት ብልሹዊነት “ጉሉኡ” ቀሊዕካ ምጥቃስ እሞ ህዘቢ እንዳማለኸትካ ክፈልጦም ንቤት ምኽሪታትን ምሕባር በበይኑ እዩ። ንመሳለ፦ ጸጋይ አብዚ ናይ ለንቅነ ዘቕረቦ ምብልሻዉ ሰናይ ምምሕዳር ብዝምልከት ጸብጻቡ እንታይ ኢሉ? ናይ ተገልገልቲ ዕግበት ጽርየት ንምርኣይ መጽናዕቲ ተገይሮም ይብል። እቶም ተኻይዶም ዝብሎም ዘሎ ጉድለታት ከምዘለዉ ምስአመነ፤ ከምቲ ዝተጸበይዎ ዓይነት ሰናይ ዉጽኢት ምምሕዳር ከምዘይተርኣየን ንሓዋሩ ግና ቁጽጽር ክግበረሎም ትልሚታት ክመዝተገብረሎም የገልጽ’ሞ ፤ ኮይኑ ግን ይብል፤ ምሰቲ ግዕዘይ አማሓዳድራ ሰበስለጣናት ጎኒ ንጎኒ ድማ እወንታዊ ጎኒታት እዉን ከምዘለዉን ንዓዓቶም መበገሲ ክገብሩ ከምዘለዎም ይረቁሕ። እዚ አንትብል እቶም ኩምራ ገስረጣት ዝባሀሉ ሀዝቢ ዘይዓገበሎም መረረታት ምስቲ እወንታዊ ዝብሎም ዘሎ ዕግበት ጽርየት ፍትሒ <ጫሕ> አቢሉ ኣየናጻጸሮምን። <አኳሊሙ> ናብ ጸብጻብ ልምዓት አትዪ። ንሱስ ኣይንኸፍአን፡ እቲ መስደመም ጉዳይ ግና ኢቲ በብዕለቱ ዝዉስኽ ዘሎ ምግዳድ ናህሪ ዕዳጋ ሸቐጣመቐጥ መንቀሊኡን መዕገቲኡን እንታይ ሙኻኑንን፤ ጉዳያት መሰል ምዝራብ፤ምጸሓፍ፤ እንተይ-ተሰከፍካ አብ አደባባይ ወጺእካ ምቁዋም፤ ከምኡዉን ናይ ተቓወምቲ ሰልፍታት ኣብ ትግራይ ኣድላይነትን፤ ጉዳያት ሕትመት መጻሕፍቲን ሓሳባት ዝላዋወጡሉ ካበቶም ቅዪዳት መንግስታዊ ሓበርቲ ጋዜጣታትን ራድዮታትን ካላኦት፤ ጉሉያት ነጻ ዝኾኑ ማዕከናት ንከጣየሹ ንምንታይ ከምዘይፍቀድን፤ እንተሃለዉ’ዉን ዝተጻወቱዎ ግደ እነተሃሊዩ ብዝምለከት እንተይተንከፎም ናብ ልምዓት ጸብጻብ ዋኒኑ ተዓዚሩ። ከምቲ ቡዙሗት አሕዋት ደጋጊሞም ዝበሉዎ “ሰናይ ምምሕዳር እንተዘይብሉ <ዲሞክራሲ አይከህሉን> እዩ’ሞ፤ካብ ጸብጻብ ሹማምንቲ ወየነ ገበናኦም ቁሉዕ ክገበሩልና ኢዮም ኢልካ ምጽባይ <ልግዐ ጸባ ካብ እምኒ ምጽባይ> ስለዝኸዉን፤ አቲ ህዝቢ ዘስመዖ ዘሎ መረረት ንክንሰምዕ ካብ አንደበት አቶ ዜናዊ አስረስ ብቐጥታ ንስማዕ። መጸሄት ደሃይ ንዘቕረበሎም ሰፊሕ ጥያቐ ምስመለሱ ዉላዶም ስልጣን ገቢቱ አብዘለዎ ጊዜ፤ ብዛዕባ ፍትሒን ምምሕዳርን ዝተዓዘቡዎ ህዘባዊ መረረትን ጎባብ ፈትሒን ከምዚ እንትብሉ ይገልጹዎ፦ <......ህዝቢ ኸይደክም ኣብ ከባቢኡ ነገሩ ንኽፍፅም ኣብ ስርሑ ክውዕል ጥሜት ክርሕቕ ስልጣን ንወረዳ ተዋሂቡ፡፡ ሕዚ እቶም ወረዳ መላእክቲ ኾይኖም፦ ሰብ ምዃኖም ቀርዩ ወይ ድማ ናይ ሰብ ልኡኻት ምዃኖም ረሲዖም ፈጠርቲ ሓደግቲ ንሕና ኢና ዞባ ኣይቆፃፀረናን ይብሉ። ልጓም ዘይብሉ ፈረስ ኮይኖም፡፡ ኩነታት ጽቡቕ የለን። ብፍላይ ኣብ ማዘጋጃ ቤት፥ ፖሊስ፥ ወረዳ፥ ህዝቢ ከማርር ኢኻ ትሰምዖ። ምኽንያቱ ጠያቒ ተቖፃፃሪ የብሎምን፡፡ ስልጣን ጠቕሊሉ ንዓኣቶም ሂብዎም፦ እዙይ’ኮ እንታይ እዩ ሰብ ኮይደክም ሰብ ኣብ ጥቕኡ ውሳነ ክረክብ ናብ ማሕረስ ናብ ንግዱ ክኣቱ ዝብል ምህዞ ፅቡቕ እዩ፡፡ ግን ቁፅፅር የብሉን። ከምድላዩ እዩ። ነቶም ዞቦታት ኣይሰምዕዎምን፡፡ ካሊእ ድማ ናይ ዓድዋ ወረዳ ዘባረሮ ናይ እንትጮ ወረዳ ይቖፅሮ፤ እንትጮ ዘባረሮ ዓዴት ይቖፅሮ፦ ሓደ ሌባ ኣብ ካሊእ ኣብ ዝደለዮ ቦታ ይቑፀር፦ ብሌብነቱ ተገሊሉ ኣይነብርን፡፡ እንታይ ኔሩ፥ እንታይ ታሪኽ ኣለዎ እንታይ ሪከርድ ኣለዎ ብምንታይከ እዩ ተባሪሩ ኢሎም ኣየፃርዩን፡፡ <….ሓደ ወዲ ኣሎ ብሌብነት ኣብ ኣርባዕተ ቦታ እናተባረረ ዝኣተወ ። ናብ ስልጣን ። ሓደ ኣሎ ዝፈልጦ፡ ካብ እንትጮ ተባሪሩ፥ ናብ ዓድዋ ማዛጋጃ ቤት ኣትዩ፤ ኣብ ዓድዋ ህዝቢ ኡይ ኣቢሉ ናዕዴር ፤ ካብኡ ዓዴት ሰዲዶሞ፦ ካብኡ ተባሪሩ ድማ ሕዚ ንዓድዋ ኣትዩሎ። ከምዙይ‘ዩ። ሓደ ሰብ ገበን እንተገይሩ ገበነኛ እዩ ። ብፍላይ ኣብ ናይ ህዝቢ ምምሕዳር፦ ፎቖዶ ቢሮ ብህዝቢ እናተላገፀ ክነብር ኣይኽእልን፤ እግዚኣብሄርኳ ንሓደ ኣዳም ሕጊ ዝገበረሉ ፡ እፀ በለስ ከይትበልዕ ዝበሎ እፀ በለስ በሊዑ ድማ ኮኒንዎ፡፡ ደሃይ ፦ ኣቦይ ዜናዊ ሕዚ ናብ ሓድሽ ሚሊንየም ኣቲናለና እንታይ ትፅቢት ይገብሩ እንታይከ ይምነዩ ኣብዚ ሓድሽ ሚለንየም? ኣቦይ ዜናዊ፦ ኣብ 2000 ዓ/ም ምብፃሕ ሓደ ርእሱ ዝኻኣለ ዓወት እዩ፡፡ ኣብ ቀፃሊ ግን እዚ መንግስቲ ንሰበ ስልጣናቱ ቁፅፅር ይግበር፤ ተጠያቕነት ይሃሉ፤ ብፍላይ ኣብ ወረዳ፡፡ ዘጥፈአ ዝበደለ ዘይካኣለ ይገለፍ! ሽዑ ፅቡቕ ዘበን ይኾን፡፡ዘጥፈአ ከይተቐፅዐ ሱቕ ኢሎም ፅርፍ ውዒሎም ይሰድዎ ብድሕሪኡ መጺኡ ነቶም ዝነቐፍዎ ህዝቢ ርእሲ ርእሶም ይቕጥቅጦም። ስለዚ እንተዘየማሓይሾም ተስፋ የብሉን፡፡ ፦ ደሃይ፦ ዓንተወይ ጠቒሰሞ ኔሮም ኣብ እዋን ምክፍፋል ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ዓቢ ጭንቀት ከምዝነበሮም እንታይ ኔሩ ዘጨነቖም? ኣቦይ ዜናዊ፦ ዋእ - ንወደይ ክነቕሉለይ ኣይደለኹን‘ያ፡፡ ብጣዕሚ ተሰሚዑኒ። ሓደ ኣጋ እርጋን ኮይኑ ምንም ክገብር ኣብ ዘይክእለሉ ጊዜ ኾይኑ ፤ ስማዕንዶ እንኳን ለገሰ ሕማቕ ካብ ኣፉ ዘይወፆስ ሕማቕ ውሉድካውን ክብደል ትፎቱዶ? ስለዚ ሕዚ ፈኸራ ገዲፈዮ‘የ ኣነ ደጊም ናተይ ኣይኮነን ናይ ኩሉ ትግራዋይ እዩ ዝብል ዝነበርኩ ሕዚ ግን ፈስፋስ እየ ኢለ ገዲፈዮ ምፍካር፡፡ ካብኡ ንላዕሊ ዘጨነቐኒ ግን ህወሓት ንኽልተ ምስተኸፈለት ህዝቢ ትግራይ ክጠሓንዩ ኢለ ተጨኒቐ፡፡ ናይ ርእሰይ እንተይኮነ ኣነ ኣብ ፖለቲካ ኣሎ መለስ ሓደጋ እንትረክብ ከሎ ቅሩብ’የ። ግን ህዝቢ ትግራይ ኣብ ሓደጋ ክወድቕዩ ብዝብል ብጣዕሚ ተሰሚዑኒ። ሕዚውን ኣነኮ ህወሓት ክትነብር ዝደልያ ንውልቀይ ኣይኮንኩን። ንህዝቢ ትግራይ፦ ደሙ ኣፍሲሱ ዓፅሙ ከስኪሱ ለይቲ መንገዲ መሪሑ ቀትሪ ኣፅሊሉ ጠምዮም ዓንጊሉ ፀሚኦም ኣስትዩ ኣብዚ ኣብፂሕዎም፦ ዝረኸቦ ግን የለን። ብወረዳን ብማዛጋጃቤት ቢሮክራስን ምስኣን ፍትሕን የንፀርፅር ኣሎ፡፡ መሬት ንሓደ ሂቦም ንዕኡ ኣሕዲጎም ንኻሊእ ይሸጥሉ፡፡ ስለዚ ኮነ ተረፈ ምእንቲ ህዝቢ ትግራይ ክትነብር እየ ዝደልያ። እናፀገሞ ህዝቢ ትግራይ ይንበር። ካብኣቶም ዝሕሸ ኣይረክብን። ፅቡቓት መራሕቲ ይግበሮም እግዚኣብሄር ባዕሉ ይርዳኣዮም፡፡ ብፍላይ ሕዚ ኣብ ወረዳታት ተደርብዩ ዘሎ ስልጣን ተቖፃፃሪ እንተዝገብርሉ ምሕሾም። ሕዚ ኣብ ማዘጋጃቤት ንሓደ ሂቦም ዝተሰረተ ገዛ ተጋጊና ኢና ዝሃብናካ ኢሎም ኣሕዲጎም ይሽጥዎ። መን’ዩ ናይቲ ጌጋ ተሓታቲ ተጎዳኢ? እቲ ሰብ እቲ ዜጋ ነቲ ዝተጋገየ በዓል ስልጣን ዝሓቶ የለን፡፡ ስለዚ ከመይ ገይሩ ዓዱ መፂኡ ክሰርሕ ሰብ እዙይ እንዳረኣየ? ንገሊኡ ኻዓ ገፊሑካ ኔሩ እዩ ኢሎም የሕድግዎም፡፡ ስለዚ ኣብታሕቲ ብፍላይ ኣብ ማዘጋጃቤት ፖሊስ፥ ወረዳ ፍትሒ ዝባሃል የለን። ማዘጋጃቤት እግዚሄር የርኢኻ፡ ንፎቶ ኮፒ ሰለስተ ቅርሺ የኽፍሉ። ኣብ ደገ ሓምሳ ሳንቲም እያ ንሓንቲ ፎቶ ኮፒ፡፡ ስልጣን ጠበንጃ ጌሮም ከትሪ “ዓይኒ ዘይብሉ ከትሪ”፦ ኦ! - በይዛኻ - በቃ ይኣኽለኒ ደኺመ ተዛሪብካ ኣይውዳኦን፦ ደሃይ፦ የቐንየልና ኣቦይ ዜናዊ፦ የቐንየለይ ኣነውን፡፡ የአማርኛዉ ትርጉም ሹማምንቶች ሰዉ መሆናቸዉን ዘንግተዉ፤ ወደ መለኮትነት ተለዉጠዋል”! አቶ ዜናዊ አስረስ (የመለስ ዜናዊ አባት) የመለስ ዜናዊ አባት አቶ ዜናዊ አስረስ ባለፈዉ በጥር 2000 ዓ/ም ደሃይ ከተባለዉ የትግርኛ መጽሄት ከሚኖሩበት በዓድዋ ከተማ ዉሰጥ ቃለ ምልልስ አድርገዉ ነበር ። በቃለ መጠይቃቸዉ እነደገለጹት ትገራይ ዉሰጥ ያስተዳደርና የፍትሕ ብልሹነት ጎለቶ እየታየ መሆኑን ገለጸዋል። የአስተዳደር ብልሹነትም አስመልክቶ የትግራይ ፕረዚዳንት ጸጋይ በርሄም ሰሞኑን የክፈለሃገሩ (በወየነ አጠራር “ክልል”) ምክርቤት 8ኛዉ በደበኛ ጉባኤ ባስሰማዉ ሰፊ ሪፖርት እና መረን ከለቀቀዉ ብልሹ አስተዳደር ሲነጻጸር አቀረብኩ ያለዉ ሰይበራራ የቀረበ በደፈናው ያመነበት መጥፎ አስተዳደር ቢኖርም፡ ምን ምን እነደሆኑና ለስንት አመት ተደጋጋሚ ብልሹ አሰራሮች እርማት ሳይደረግላቸዉ በዚህ ዓመትም እየቀጠሉ እንዳሉ አልገለጸም። የፍትሁን ጉዳይ የቅርና በሰፊዉ ለመግለጽ የዳከረበት የልማት ዘገባዎችም ብንመለከት፤ በገበያ ግሽበት እየተሰቃየ ያለዉ ገበያተኛ ለዋጋ ንፍፊቱ ምክንያቶችና ማለዘቢያዎቹ ምን፤ ምን እነደሆኑና ምንስ መደረግ እነዳለበት ሳይነካዉ አልፏል። ትግራይ ዉስጥ የተቃዋሚ ድርጅቶች መኖር አስፈላጊነትና አሁን ያለበት ሁኔታ፤ እንደዙሁም ትግራይ ዉስጥ የተቃዋሚ ጋዜጦች መኖርና ያለመኖር፤ በነጻነት መንግስትንና ድርጅትን መቃወም የመሳሰሉ ገምቢ ሰብኣዊ መብቶች መዘርዘሩ ይቅርና ለግዚሔሩ ተብሎ እነኳ እነኚህን አስመልክቶ የአንድ መስመር ረዝመት ዘገባ አልተተቸባቸዉም። ያም ሆነ ይህ የወያኔ ሹማምንት ገበናቸዉ ይገልጽሉናል ብለን ከመጠበቅ በቀጥታ ወደ ሀዝቡ እሮሮ በማምራት አቶ ዜናዊ አስረስ ስለታዘቡትና የዘረዘሩዋቸዉ የአስተዳደሩ ብሉሹነት ዝረዝር ሁኔታ ልዉሰዳችሁ። ይሄዉ፦ `<….ሰዉ ላይ ታች ሲል አንዳይቸገር ፤ከሚኖርበት አካባቢ ጉዳዩ እየፈጸመ፡ እሥራዉ ላይ እንዲዉል፤ ረሃብ አነዲወገድ ከሚል አኳያ ስልጣን ለወረዳ ተሰጠ። አሁን የወረዳ ባለስለጣኖች ወደመላአክትነት ተለወጡ።ሰዉ መሆናቸዉን ዘንግተዉት ወይንም የህዘቡ አገልጋዮች መሆናቸዉን እረስተዉ፤ ፈጣሪ አደረጊ እኛዉ ነን፡ዞባ (አዉራጃ) አይቆጣጠረንም በማለት ልጓም እነደሌለዉ ፈረስ ሆነዋል። መጥፎ ሀኔታ ነዉ ያለዉ።በተለይም በማዘጋጃ ቤት፤ ፖሊስ፤ወረዳ በኩል ሕዝቡ ሲያማርር ነዉ የምትሰማዉ። ምከንያቱም፤ የሚጠይቃቸዉ ተቆጣጣሪ የለም። አጠቃላይ ስልጣን ለነሱ ተሰጣቸዉ። መነሻ ሃሰቡ ጥሩ ነዉ፤ ሰዉ እንዳይደክም፤ ላይ-ታች እንዳይል፤ በያለበት አቅራቢያ ዉሳኔዎች እንዲያገኝ ፤ነዋሪዉ ጊዜ ሳያባክን ወደየ ሥራዉ ወደ ንግዱ ፤ወደየ እርሻዉ እነዲሰማራ ታስቦ ነዉ። ሃሳቡ ጥሩ ነዉ። ግን ቁጥጥር የለዉም፤ እንዳሻቸዉ ይሆናሉ። ለዞባዉ (ለአዉራጃዎቹ) አይሰማም። ለምሳሌ የዓድዋ ወረዳ ያባረረዉ ሰራተኛ፡የእንትጮ ወረዳ ይቀጥረዋል። እንትጮ ያባረረዉ፡ ዓዴት ይቀበለዋል። አንድ ሌባ እሌላ በፈለገዉ ቦታ ሄዶ ይቀጠራል፦በሌብነት ተገልሎ አይኖርም። ምን ነበር? ምን ታሪክ ምን ሬከርድ አለዉ? በምን ምክንያትስ ተባረረ? ብለዉ አያጣሩም። ….. <…..አንድ ሰዉ አለ፦ በሌብነት አራት ጊዜ በአራቱም ቦታዎች እተባረረ የተቀጠረ።ወደ ስለጣን! ሌላዉን እንተዉ’ና አኔ የማወቀዉ አንድ ሰዉ እንኳ ከእንትጮ ተባርሮ ናዕዴር ከናዕዴር ወደ ዓዴት ላኩት፤ከዚያ ተባርሮ አሁን ደግሞ ወደ ዓድዋ መ’ቷል። አንግዲህ ይታይህ፡ አንድ ሰዉ ጥፋት ከፈጸመ ጥፋተኛ ነዉ። በተለይ በሕዝብ አስተዳደር። በየቢሮዉ በሕዝብ አያላገጡ መኖር አይቻልም።እግዚአብሔር ለአዳም ሕግ ሲደነግግለት እፀ በለስ እንዳትበላ በሎታል፡ሲበላ ጊዜ ኮነነዉ። ደሃይ፦ ከቡር አባት ዜናዉ አሁን ወደ አዲስ ሚለንየም ገበተናል፤ከዚህ ሚለንየም ምን ይጠብቃሉ፤ምንስ ይመኛሉ? አባት ዜናዊ፡-ወደ 2000 ዓ/ም መድረሱ በራሱ ድል ነዉ።በቀጣዩ ግን ይህ መንግሥት የገዛ ራሱን ሹማምንቶቹ ቁጥጥር ያድርግ። ተጠየቂነት ይኑር፤ በተለይም በወረዳ አካባቢ። ያጠፋ፤የበደለ፡ ችሎታ የጎደለዉ መገለል አለበት! ያኔ ጥሩ ዘመን ይሆናል። ጥፋተኛዉን ሳይቀጡት እነደነገሩ ቸል ብለዉት ሲያጓትቱት ይዉሉና መጨረሻ ይለቁታል። ከዚያ በሗላ መጥቶ ወቃሾቹን እራስ እረሳቸዉን ይኮረኩማቸዋል። እንዲህ ያለዉ አሰራር ካልተሻሻለ ተስፋ የለዉም። ደሃይ፦በህወሓት ማአከላዊ ኮሚቴ ክፍፍል በታየተበት ወቅት፤ ከባድ ጭንቀት እንዳደረበዎት ቀደም ብለዉ ጠቀስ አድርገዉት ነበር፤ ጭንቀትዎ ምን ነበር? አባት ዜናዊ፦መቸዉንም ቢሆን ልጄን አንዲያስወግዱት አልፈለግኩማ! በጣም ነዉ የተሰማኝ። በሰተ’ርጅና ሆኖብኝ፤ በደከምኩኝ ወቀት ምንም ማድረግ በማልችልበት አቅም በሌለኝ ጊዜ ነዉ። ተሰማኝ። ስማ እንጂ፡-እንኳን ለገሰ ካንደበቱ መጥፎ የማይወጣዉ ይቅርና፤ መጥፎ ልጅህስ ቢሆን በደል ሊደርስበት ትሻለህ? አሁን፤አሁን ፉከራዉን ትቸዋለሁ፤ አንግዲህ የኔ የብቻየ ልጅ አይደለም፤ የትግራይ ሕዘብም ጭምር ነዉ እያልኩኝ አነደማንኛቸዉም የሕዝብ ለጅ ለሕዘቡ ስላበረከትኩት፡ እንግዲህ የኔ ድርሻ ብቻ አይደለም የፈለገዉ ችግር በደርስበትም….. ስል የነበርኩትን ስሜትየን ራሴን ለራሴ ታዘብኳት፤ ዋሸሗት። ከዛ በላይ የስጨነቀኝ ደግሞ፤ ህዋሓት ለሁለት ሲከፈል፤ የትግራይ ህዝብ ሊፈጭ (ችግር ዉሰጥ ሊወድቅ) ነዉ ብየ ተጨነቅኩኝ። የኔ ጉዳይ ሳይሆን ያስጨነቀኝ፤ መለስ ፖለቲካዉ ዉስጥ ስላለ አደጋ ቢደርስበት አኔ መቸዉንም ዝግጁ ነኝ። ያስጨነቀኝ ግን ትግራይ አደጋ ዉስጥ ይወድቃል ብየ እጅግ ተጠበብኩኝ። አሁንም ቢሆን እኔ ህወሓት እነድትኖር የምፈልገዉ ለራሴ ለግል ብየ ሳይሆን፤ የትግራይ ሕዝብ ለህወሓት ሲል ደሙን አፈስሶ፤አጥንቱ ከስክሶ፤ልሊቱን መዉጫ መግብያ መንገዶችን እየመራ ማሳየት፤ በቀን ሲጠማቸዉ ዉሃ ምግብ፤ማረፍያና መጠለያ በመስጠት አሁን ወዳለንበት ደረጃ አደረሳቸዉ። ያገኘዉ የረባ ጠቀመታ ግን የለም። በወረዳ፤በማዘጋጃቤቶች ቢሮክራሲ ተተብትቦ ፍትህ በማጣት አየተበሳጨ፤እያማረረ ነዉ ያለዉ። መሬት ካንደኛዉ ነጥቀዉ ለሌለኛዉ ይሸጡለታል። በዛም አነሰም (እንደዛም እየሆነ) ድርጅቱ እንዲቆይ እፈልገዋለሁ። የትግራይ ሕዝብ እየቸገረዉም ቢሆን ችግሩ እየቻለ ይኑር፤ ከነሱ የተሻለ አመራር ሌላ አያገኝም። የበቁ መሪዎች እነዲሆኑ ራሱ እግዚአብሄር ይርዳቸዉ። በተለይም አሁን ለየወረዳዉ የተሰጠዉ ስልጣን ተቆጣጣሪ ቢደረግለት መልካም ነዉ እላለሁ። <… ለምሳሌ በማዘጋጃ ቤቶች በኩል እየተደረገ ያለዉ፡ ላንዱ ሰጥተዉት ቤት ለመስራት መሰረት ተጥሎበት በመሰራት ሂደት ላይ የሚገኝን ቤት አስቁመዉ፤ በስሕተት ነበር የሰጠንህ አና ስራዉን አቁም በማለት ከሱ ነጥቀዉ ለሌላ ሰዉ ይሸጡታል። በዚህ አሰራር ተጠያቂዉ ማን ነዉ? እነደዚህ ላለ አሰራር ለሚሰራ ባለስለጣን ጠያቂ የለዉም። አንደዚህ ያለ አሰራር እየተሰራ እያዩ አንዴት ተኩኖ ነዉ ዜጎች ከዉጭ አገር መጥተዉ የግንባታዉ ተካፋዮች ሊሆኑ የሚችሉት? ላንዳንድ ሰዎች ደግሞ <የለም የያዝከዉ ቦታ ላንተ ሲበዛ ሰፊ ቦታ ነዉ> በማለት የቀሙታል። ሰለዚህ በየወረዳዉ፤በፓሊስ አና በማዘጋጃቤት ፈትሕ የሚባል የለም። እገዚአበሔር ያሳይህ፦ ማዘጋጃቤት ለአንድ ፎቶ ኮፒ ሦስት ብር ያስከፈላሉ። እዉጭ ብታደረገዉ ግን ሚፈጅብህ ሃመሳ ሳንቲም ብቻ ነዉ። ስልጣን እንደ ጠመንጃ ተጠቅመዉ ይዘረፉታል፡ ዘረፋ ነዉ! “ዓይን የሌለዉ ዘረፋ” ኦ! እበክህን በቃኝ ይበቃኛል፤ ደከመኝ፤ ብትለዉ ብተለዉ ጉዳዩ የሚያለቅ አይሆንም፤ ተዘርዝሮም አያልቅ>
ደሃይ፦ አመሰግናለሁ;
አባት ዜናዊ፦ እኔም አመሰግናለሁ ።፧-፧-///- ማስታወሻ _ እንግዲህ የወያነ አስተዳደር፤ፍትህ የተገነዘባችሁ ይመስለኛል። ለአበታችን ለአቶ ዜናዊ አስረስ ለግለጽነታቸዉ እናመሰግናለን። በዚህ አጋጣሚ ለደሃይ መጽሄት አዘጋጆችም ጭመር ባንባቢዎቼ ስም በ’ጅጉ አመሰግናለሁ። ጌታቸዉ ረዳ ሳን ሆዘ ካሊፎርያ- መጋቢት 2000 ዓ/ም//-//

Note to readers (First Part is Tigringa version. The Second Part is Amharic version for Amharic readers (Point your curser all the way to the end of the Tigringa version). Please use Gee’z Unicode to read the fonts) ሰብ ስልጣን ሰብ ሙዃኖም ረሲዖም ናብ መላእኽቲ ተቐይሮም (ዜናዊ አስረስ (ወላዲኡ ንመለስ ዜናዊ) (ብጌታቸዉ ረዳ ፦ ሳን ሆዘ ካሊፎርኒያ መጋቢት 2000 ዓ/ም)
ደሃይ ትግራይ ብምባል ዝፍለጥ ኣብ ትግራይ ዝሕተም ናይ ትግርኛ መጽሄት ፤አብ ቀዳማይ ዓመት ኣብ ወርሒ ጥሪ 2000 ዘዉጻኦ ሕታሙ፤ ወላዲኡ ንመለስ ዜናዊ አቶ ዜናዊ ኣስረስ ቃለ መጠይቕ ገይሩሎም ነይሩ። ኣቦይ ዜናዊ ዝሃቡዎ ቃለ ምልልስ በሳልን ሰፊሕን፤ህይወታዊ ተሞኩሮኦም ዝገለጹሉ ሚዛናዊን አብ-ገሊኡዉን ከምቶም ኩሎም ወለዲና ናይ ዉልቆም ጉጉይ ርኡይቶታት እዉን ኣቕሪቦም እዮም። በታን በታን፤ በቲ ዘለዎም ዕድመን ተሞኩሮን እንትንመዝኖም ዝዓቖሩዎዎ መስተዉዓሊ ሕሊና በጣዕሚ በሳልን ሰፊሕ ተሞኩሮን ወዲ ዓበይቲን ፤ጽቡቕ ናበራን ከመዘሕለፉ ተገንዚበ። ዝኾነ ኾይኑ ናብቲ ርኢቶኦም ቅድሚ ምእታዉና፤ ክፍሊ ምምሕዳር ሽማሙንቲ ትግራይ ነቲ ጸገም ዘርዚሮም ከማላኽቱን ክእርሙን ክንዲምግባር ኣብቲ ዘቐርቡዎ ጸብጻብ እንዳሸፋፈኑ ናብቲ ጸጽቡቑ ቀልጢፎም ክነጥሩ ትዕዘብ። ንኣብነት እዚ ሕዚ አቦና አቶ ዜናዊ ዝገለጹዎ ዘለዉ መረረትን ብልሽዊ ምምሕደራትን ቅድሚ 5 ዓመት አብ ከባቢ ራያ ገምጋም ቀሪቡ ህዘቢ ዝዛረበሉ ዝነበረ መረረት እዩ። ከሳብ ሕዚ ተማሳሳሊ ዝኾነ ግስርጥና ስነ አማሓድራ ዝዓግቶ ተሳኢኑ ብቐጻልነት ህዘቢ ክጓሳቖል ይርከብ ኣሎ።ቅድሚ 5 ዓመት ኣብ ራያ ዝነበረ መረረት አብ ቀጻላይ መደበይ ብፍልይ ዝበለ መደብ ክሳብ ዘቕርበልኩም፤ ከሳቦይ ግና ናይ መንግስቲ ትግራይ ፐረዚደንት ጸጋይ በርሀ ኣብ 8ናይ ስሩዕ መደበኛ 3ይ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ መንግስቲ ትግራይ ዘቕረቦ ሰፊሕ ጸብጻብ ካብ አቦና ካብ አቶ ዜናዊ አስረስ ዝቐረበ ትዕዝብቲ እንትናጻጸር ሰማይን መሬትን እዩ። ለላዕሉ ልምጥጥ እንዳበልካ ኣኳሊምካ ምህጻጽን ቀንዲ ናይቲ ስርዓት ብልሹዊነት “ጉሉኡ” ቀሊዕካ ምጥቃስ እሞ ህዘቢ እንዳማለኸትካ ክፈልጦም ንቤት ምኽሪታትን ምሕባር በበይኑ እዩ። ንመሳለ፦ ጸጋይ አብዚ ናይ ለንቅነ ዘቕረቦ ምብልሻዉ ሰናይ ምምሕዳር ብዝምልከት ጸብጻቡ እንታይ ኢሉ? ናይ ተገልገልቲ ዕግበት ጽርየት ንምርኣይ መጽናዕቲ ተገይሮም ይብል። እቶም ተኻይዶም ዝብሎም ዘሎ ጉድለታት ከምዘለዉ ምስአመነ፤ ከምቲ ዝተጸበይዎ ዓይነት ሰናይ ዉጽኢት ምምሕዳር ከምዘይተርኣየን ንሓዋሩ ግና ቁጽጽር ክግበረሎም ትልሚታት ክመዝተገብረሎም የገልጽ’ሞ ፤ ኮይኑ ግን ይብል፤ ምሰቲ ግዕዘይ አማሓዳድራ ሰበስለጣናት ጎኒ ንጎኒ ድማ እወንታዊ ጎኒታት እዉን ከምዘለዉን ንዓዓቶም መበገሲ ክገብሩ ከምዘለዎም ይረቁሕ። እዚ አንትብል እቶም ኩምራ ገስረጣት ዝባሀሉ ሀዝቢ ዘይዓገበሎም መረረታት ምስቲ እወንታዊ ዝብሎም ዘሎ ዕግበት ጽርየት ፍትሒ <ጫሕ> አቢሉ ኣየናጻጸሮምን። <አኳሊሙ> ናብ ጸብጻብ ልምዓት አትዪ። ንሱስ ኣይንኸፍአን፡ እቲ መስደመም ጉዳይ ግና ኢቲ በብዕለቱ ዝዉስኽ ዘሎ ምግዳድ ናህሪ ዕዳጋ ሸቐጣመቐጥ መንቀሊኡን መዕገቲኡን እንታይ ሙኻኑንን፤ ጉዳያት መሰል ምዝራብ፤ምጸሓፍ፤ እንተይ-ተሰከፍካ አብ አደባባይ ወጺእካ ምቁዋም፤ ከምኡዉን ናይ ተቓወምቲ ሰልፍታት ኣብ ትግራይ ኣድላይነትን፤ ጉዳያት ሕትመት መጻሕፍቲን ሓሳባት ዝላዋወጡሉ ካበቶም ቅዪዳት መንግስታዊ ሓበርቲ ጋዜጣታትን ራድዮታትን ካላኦት፤ ጉሉያት ነጻ ዝኾኑ ማዕከናት ንከጣየሹ ንምንታይ ከምዘይፍቀድን፤ እንተሃለዉ’ዉን ዝተጻወቱዎ ግደ እነተሃሊዩ ብዝምለከት እንተይተንከፎም ናብ ልምዓት ጸብጻብ ዋኒኑ ተዓዚሩ። ከምቲ ቡዙሗት አሕዋት ደጋጊሞም ዝበሉዎ “ሰናይ ምምሕዳር እንተዘይብሉ <ዲሞክራሲ አይከህሉን> እዩ’ሞ፤ካብ ጸብጻብ ሹማምንቲ ወየነ ገበናኦም ቁሉዕ ክገበሩልና ኢዮም ኢልካ ምጽባይ <ልግዐ ጸባ ካብ እምኒ ምጽባይ> ስለዝኸዉን፤ አቲ ህዝቢ ዘስመዖ ዘሎ መረረት ንክንሰምዕ ካብ አንደበት አቶ ዜናዊ አስረስ ብቐጥታ ንስማዕ። መጸሄት ደሃይ ንዘቕረበሎም ሰፊሕ ጥያቐ ምስመለሱ ዉላዶም ስልጣን ገቢቱ አብዘለዎ ጊዜ፤ ብዛዕባ ፍትሒን ምምሕዳርን ዝተዓዘቡዎ ህዘባዊ መረረትን ጎባብ ፈትሒን ከምዚ እንትብሉ ይገልጹዎ፦ <ህዝቢ ኸይደክም ኣብ ከባቢኡ ነገሩ ንኽፍፅም ኣብ ስርሑ ክውዕል ጥሜት ክርሕቕ ስልጣን ንወረዳ ተዋሂቡ፡፡ ሕዚ እቶም ወረዳ መላእክቲ ኾይኖም፦ ሰብ ምዃኖም ቀርዩ ወይ ድማ ናይ ሰብ ልኡኻት ምዃኖም ረሲዖም ፈጠርቲ ሓደግቲ ንሕና ኢና ዞባ ኣይቆፃፀረናን ይብሉ። ልጓም ዘይብሉ ፈረስ ኮይኖም፡፡ ኩነታት ጽቡቕ የለን። ብፍላይ ኣብ ማዘጋጃ ቤት፥ ፖሊስ፥ ወረዳ፥ ህዝቢ ከማርር ኢኻ ትሰምዖ። ምኽንያቱ ጠያቒ ተቖፃፃሪ የብሎምን፡፡ ስልጣን ጠቕሊሉ ንዓኣቶም ሂብዎም፦ እዙይ’ኮ እንታይ እዩ ሰብ ኮይደክም ሰብ ኣብ ጥቕኡ ውሳነ ክረክብ ናብ ማሕረስ ናብ ንግዱ ክኣቱ ዝብል ምህዞ ፅቡቕ እዩ፡፡ ግን ቁፅፅር የብሉን። ከምድላዩ እዩ። ነቶም ዞቦታት ኣይሰምዕዎምን፡፡ ካሊእ ድማ ናይ ዓድዋ ወረዳ ዘባረሮ ናይ እንትጮ ወረዳ ይቖፅሮ፤ እንትጮ ዘባረሮ ዓዴት ይቖፅሮ፦ ሓደ ሌባ ኣብ ካሊእ ኣብ ዝደለዮ ቦታ ይቑፀር፦ ብሌብነቱ ተገሊሉ ኣይነብርን፡፡ እንታይ ኔሩ፥ እንታይ ታሪኽ ኣለዎ እንታይ ሪከርድ ኣለዎ ብምንታይከ እዩ ተባሪሩ ኢሎም ኣየፃርዩን፡፡ <….ሓደ ወዲ ኣሎ ብሌብነት ኣብ ኣርባዕተ ቦታ እናተባረረ ዝኣተወ ። ናብ ስልጣን ። ሓደ ኣሎ ዝፈልጦ፡ ካብ እንትጮ ተባሪሩ፥ ናብ ዓድዋ ማዛጋጃ ቤት ኣትዩ፤ ኣብ ዓድዋ ህዝቢ ኡይ ኣቢሉ ናዕዴር ፤ ካብኡ ዓዴት ሰዲዶሞ፦ ካብኡ ተባሪሩ ድማ ሕዚ ንዓድዋ ኣትዩሎ። ከምዙይ‘ዩ። ሓደ ሰብ ገበን እንተገይሩ ገበነኛ እዩ ። ብፍላይ ኣብ ናይ ህዝቢ ምምሕዳር፦ ፎቖዶ ቢሮ ብህዝቢ እናተላገፀ ክነብር ኣይኽእልን፤ እግዚኣብሄርኳ ንሓደ ኣዳም ሕጊ ዝገበረሉ ፡ እፀ በለስ ከይትበልዕ ዝበሎ እፀ በለስ በሊዑ ድማ ኮኒንዎ፡፡ ደሃይ ፦ ኣቦይ ዜናዊ ሕዚ ናብ ሓድሽ ሚሊንየም ኣቲናለና እንታይ ትፅቢት ይገብሩ እንታይከ ይምነዩ ኣብዚ ሓድሽ ሚለንየም? ኣቦይ ዜናዊ፦ ኣብ 2000 ዓ/ም ምብፃሕ ሓደ ርእሱ ዝኻኣለ ዓወት እዩ፡፡ ኣብ ቀፃሊ ግን እዚ መንግስቲ ንሰበ ስልጣናቱ ቁፅፅር ይግበር፤ ተጠያቕነት ይሃሉ፤ ብፍላይ ኣብ ወረዳ፡፡ ዘጥፈአ ዝበደለ ዘይካኣለ ይገለፍ! ሽዑ ፅቡቕ ዘበን ይኾን፡፡ዘጥፈአ ከይተቐፅዐ ሱቕ ኢሎም ፅርፍ ውዒሎም ይሰድዎ ብድሕሪኡ መጺኡ ነቶም ዝነቐፍዎ ህዝቢ ርእሲ ርእሶም ይቕጥቅጦም። ስለዚ እንተዘየማሓይሾም ተስፋ የብሉን፡፡ ፦ ደሃይ፦ ዓንተወይ ጠቒሰሞ ኔሮም ኣብ እዋን ምክፍፋል ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ዓቢ ጭንቀት ከምዝነበሮም እንታይ ኔሩ ዘጨነቖም? ኣቦይ ዜናዊ፦ ዋእ - ንወደይ ክነቕሉለይ ኣይደለኹን‘ያ፡፡ ብጣዕሚ ተሰሚዑኒ። ሓደ ኣጋ እርጋን ኮይኑ ምንም ክገብር ኣብ ዘይክእለሉ ጊዜ ኾይኑ ፤ ስማዕንዶ እንኳን ለገሰ ሕማቕ ካብ ኣፉ ዘይወፆስ ሕማቕ ውሉድካውን ክብደል ትፎቱዶ? ስለዚ ሕዚ ፈኸራ ገዲፈዮ‘የ ኣነ ደጊም ናተይ ኣይኮነን ናይ ኩሉ ትግራዋይ እዩ ዝብል ዝነበርኩ ሕዚ ግን ፈስፋስ እየ ኢለ ገዲፈዮ ምፍካር፡፡ ካብኡ ንላዕሊ ዘጨነቐኒ ግን ህወሓት ንኽልተ ምስተኸፈለት ህዝቢ ትግራይ ክጠሓንዩ ኢለ ተጨኒቐ፡፡ ናይ ርእሰይ እንተይኮነ ኣነ ኣብ ፖለቲካ ኣሎ መለስ ሓደጋ እንትረክብ ከሎ ቅሩብ’የ። ግን ህዝቢ ትግራይ ኣብ ሓደጋ ክወድቕዩ ብዝብል ብጣዕሚ ተሰሚዑኒ። ሕዚውን ኣነኮ ህወሓት ክትነብር ዝደልያ ንውልቀይ ኣይኮንኩን። ንህዝቢ ትግራይ፦ ደሙ ኣፍሲሱ ዓፅሙ ከስኪሱ ለይቲ መንገዲ መሪሑ ቀትሪ ኣፅሊሉ ጠምዮም ዓንጊሉ ፀሚኦም ኣስትዩ ኣብዚ ኣብፂሕዎም፦ ዝረኸቦ ግን የለን። ብወረዳን ብማዛጋጃቤት ቢሮክራስን ምስኣን ፍትሕን የንፀርፅር ኣሎ፡፡ መሬት ንሓደ ሂቦም ንዕኡ ኣሕዲጎም ንኻሊእ ይሸጥሉ፡፡ ስለዚ ኮነ ተረፈ ምእንቲ ህዝቢ ትግራይ ክትነብር እየ ዝደልያ። እናፀገሞ ህዝቢ ትግራይ ይንበር። ካብኣቶም ዝሕሸ ኣይረክብን። ፅቡቓት መራሕቲ ይግበሮም እግዚኣብሄር ባዕሉ ይርዳኣዮም፡፡ ብፍላይ ሕዚ ኣብ ወረዳታት ተደርብዩ ዘሎ ስልጣን ተቖፃፃሪ እንተዝገብርሉ ምሕሾም። ሕዚ ኣብ ማዘጋጃቤት ንሓደ ሂቦም ዝተሰረተ ገዛ ተጋጊና ኢና ዝሃብናካ ኢሎም ኣሕዲጎም ይሽጥዎ። መን’ዩ ናይቲ ጌጋ ተሓታቲ ተጎዳኢ? እቲ ሰብ እቲ ዜጋ ነቲ ዝተጋገየ በዓል ስልጣን ዝሓቶ የለን፡፡ ስለዚ ከመይ ገይሩ ዓዱ መፂኡ ክሰርሕ ሰብ እዙይ እንዳረኣየ? ንገሊኡ ኻዓ ገፊሑካ ኔሩ እዩ ኢሎም የሕድግዎም፡፡ ስለዚ ኣብታሕቲ ብፍላይ ኣብ ማዘጋጃቤት ፖሊስ፥ ወረዳ ፍትሒ ዝባሃል የለን። ማዘጋጃቤት እግዚሄር የርኢኻ፡ ንፎቶ ኮፒ ሰለስተ ቅርሺ የኽፍሉ። ኣብ ደገ ሓምሳ ሳንቲም እያ ንሓንቲ ፎቶ ኮፒ፡፡ ስልጣን ጠበንጃ ጌሮም ከትሪ “ዓይኒ ዘይብሉ ከትሪ”፦ ኦ! - በይዛኻ - በቃ ይኣኽለኒ ደኺመ ተዛሪብካ ኣይውዳኦን፦ ደሃይ፦ የቐንየልና ኣቦይ ዜናዊ፦ የቐንየለይ ኣነውን፡፡ የአማርኛዉ ትርጉም “ ሹማምንቶች ሰዉ መሆናቸዉን ዘንግተዉ፤ ወደ መለኮትነት ተለዉጠዋል”! አቶ ዜናዊ አስረስ (የመለስ ዜናዊ አባት) የመለስ ዜናዊ አባት አቶ ዜናዊ አስረስ ባለፈዉ በጥር 2000 ዓ/ም ደሃይ ከተባለዉ የትግርኛ መጽሄት ከሚኖሩበት በዓድዋ ከተማ ዉሰጥ ቃለ ምልልስ አድርገዉ ነበር ። በቃለ መጠይቃቸዉ እነደገለጹት ትገራይ ዉሰጥ ያስተዳደርና የፍትሕ ብልሹነት ጎለቶ እየታየ መሆኑን ገለጸዋል። የአስተዳደር ብልሹነትም አስመልክቶ የትግራይ ፕረዚዳንት ጸጋይ በርሄም ሰሞኑን የክፈለሃገሩ (በወየነ አጠራር “ክልል”) ምክርቤት 8ኛዉ በደበኛ ጉባኤ ባስሰማዉ ሰፊ ሪፖርት እና መረን ከለቀቀዉ ብልሹ አስተዳደር ሲነጻጸር አቀረብኩ ያለዉ ሰይበራራ የቀረበ በደፈናው ያመነበት መጥፎ አስተዳደር ቢኖርም፡ ምን ምን እነደሆኑና ለስንት አመት ተደጋጋሚ ብልሹ አሰራሮች እርማት ሳይደረግላቸዉ በዚህ ዓመትም እየቀጠሉ እንዳሉ አልገለጸም። የፍትሁን ጉዳይ የቅርና በሰፊዉ ለመግለጽ የዳከረበት የልማት ዘገባዎችም ብንመለከት፤ በገበያ ግሽበት እየተሰቃየ ያለዉ ገበያተኛ ለዋጋ ንፍፊቱ ምክንያቶችና ማለዘቢያዎቹ ምን፤ ምን እነደሆኑና ምንስ መደረግ እነዳለበት ሳይነካዉ አልፏል። ትግራይ ዉስጥ የተቃዋሚ ድርጅቶች መኖር አስፈላጊነትና አሁን ያለበት ሁኔታ፤ እንደዙሁም ትግራይ ዉስጥ የተቃዋሚ ጋዜጦች መኖርና ያለመኖር፤ በነጻነት መንግስትንና ድርጅትን መቃወም የመሳሰሉ ገምቢ ሰብኣዊ መብቶች መዘርዘሩ ይቅርና ለግዚሔሩ ተብሎ እነኳ እነኚህን አስመልክቶ የአንድ መስመር ረዝመት ዘገባ አልተተቸባቸዉም። ያም ሆነ ይህ የወያኔ ሹማምንት ገበናቸዉ ይገልጽሉናል ብለን ከመጠበቅ በቀጥታ ወደ ሀዝቡ እሮሮ በማምራት አቶ ዜናዊ አስረስ ስለታዘቡትና የዘረዘሩዋቸዉ የአስተዳደሩ ብሉሹነት ዝረዝር ሁኔታ ልዉሰዳችሁ። ይሄዉ፦ `<….ሰዉ ላይ ታች ሲል አንዳይቸገር ፤ከሚኖርበት አካባቢ ጉዳዩ እየፈጸመ፡ እሥራዉ ላይ እንዲዉል፤ ረሃብ አነዲወገድ ከሚል አኳያ ስልጣን ለወረዳ ተሰጠ። አሁን የወረዳ ባለስለጣኖች ወደመላአክትነት ተለወጡ።ሰዉ መሆናቸዉን ዘንግተዉት ወይንም የህዘቡ አገልጋዮች መሆናቸዉን እረስተዉ፤ ፈጣሪ አደረጊ እኛዉ ነን፡ዞባ (አዉራጃ) አይቆጣጠረንም በማለት ልጓም እነደሌለዉ ፈረስ ሆነዋል። መጥፎ ሀኔታ ነዉ ያለዉ።በተለይም በማዘጋጃ ቤት፤ ፖሊስ፤ወረዳ በኩል ሕዝቡ ሲያማርር ነዉ የምትሰማዉ። ምከንያቱም፤ የሚጠይቃቸዉ ተቆጣጣሪ የለም። አጠቃላይ ስልጣን ለነሱ ተሰጣቸዉ። መነሻ ሃሰቡ ጥሩ ነዉ፤ ሰዉ እንዳይደክም፤ ላይ-ታች እንዳይል፤ በያለበት አቅራቢያ ዉሳኔዎች እንዲያገኝ ፤ነዋሪዉ ጊዜ ሳያባክን ወደየ ሥራዉ ወደ ንግዱ ፤ወደየ እርሻዉ እነዲሰማራ ታስቦ ነዉ። ሃሳቡ ጥሩ ነዉ። ግን ቁጥጥር የለዉም፤ እንዳሻቸዉ ይሆናሉ። ለዞባዉ (ለአዉራጃዎቹ) አይሰማም። ለምሳሌ የዓድዋ ወረዳ ያባረረዉ ሰራተኛ፡የእንትጮ ወረዳ ይቀጥረዋል። እንትጮ ያባረረዉ፡ ዓዴት ይቀበለዋል። አንድ ሌባ እሌላ በፈለገዉ ቦታ ሄዶ ይቀጠራል፦በሌብነት ተገልሎ አይኖርም። ምን ነበር? ምን ታሪክ ምን ሬከርድ አለዉ? በምን ምክንያትስ ተባረረ? ብለዉ አያጣሩም። ….. <…..አንድ ሰዉ አለ፦ በሌብነት አራት ጊዜ በአራቱም ቦታዎች እተባረረ የተቀጠረ።ወደ ስለጣን! ሌላዉን እንተዉ’ና አኔ የማወቀዉ አንድ ሰዉ እንኳ ከእንትጮ ተባርሮ ናዕዴር ከናዕዴር ወደ ዓዴት ላኩት፤ከዚያ ተባርሮ አሁን ደግሞ ወደ ዓድዋ መ’ቷል። አንግዲህ ይታይህ፡ አንድ ሰዉ ጥፋት ከፈጸመ ጥፋተኛ ነዉ። በተለይ በሕዝብ አስተዳደር። በየቢሮዉ በሕዝብ አያላገጡ መኖር አይቻልም።እግዚአብሔር ለአዳም ሕግ ሲደነግግለት እፀ በለስ እንዳትበላ በሎታል፡ሲበላ ጊዜ ኮነነዉ። ደሃይ፦ ከቡር አባት ዜናዉ አሁን ወደ አዲስ ሚለንየም ገበተናል፤ከዚህ ሚለንየም ምን ይጠብቃሉ፤ምንስ ይመኛሉ? አባት ዜናዊ፡-ወደ 2000 ዓ/ም መድረሱ በራሱ ድል ነዉ።በቀጣዩ ግን ይህ መንግሥት የገዛ ራሱን ሹማምንቶቹ ቁጥጥር ያድርግ። ተጠየቂነት ይኑር፤ በተለይም በወረዳ አካባቢ። ያጠፋ፤የበደለ፡ ችሎታ የጎደለዉ መገለል አለበት! ያኔ ጥሩ ዘመን ይሆናል። ጥፋተኛዉን ሳይቀጡት እነደነገሩ ቸል ብለዉት ሲያጓትቱት ይዉሉና መጨረሻ ይለቁታል። ከዚያ በሗላ መጥቶ ወቃሾቹን እራስ እረሳቸዉን ይኮረኩማቸዋል። እንዲህ ያለዉ አሰራር ካልተሻሻለ ተስፋ የለዉም። ደሃይ፦በህወሓት ማአከላዊ ኮሚቴ ክፍፍል በታየተበት ወቅት፤ ከባድ ጭንቀት እንዳደረበዎት ቀደም ብለዉ ጠቀስ አድርገዉት ነበር፤ ጭንቀትዎ ምን ነበር? አባት ዜናዊ፦መቸዉንም ቢሆን ልጄን አንዲያስወግዱት አልፈለግኩማ! በጣም ነዉ የተሰማኝ። በሰተ’ርጅና ሆኖብኝ፤ በደከምኩኝ ወቀት ምንም ማድረግ በማልችልበት አቅም በሌለኝ ጊዜ ነዉ። ተሰማኝ። ስማ እንጂ፡-እንኳን ለገሰ ካንደበቱ መጥፎ የማይወጣዉ ይቅርና፤ መጥፎ ልጅህስ ቢሆን በደል ሊደርስበት ትሻለህ? አሁን፤አሁን ፉከራዉን ትቸዋለሁ፤ አንግዲህ የኔ የብቻየ ልጅ አይደለም፤ የትግራይ ሕዘብም ጭምር ነዉ እያልኩኝ አነደማንኛቸዉም የሕዝብ ለጅ ለሕዘቡ ስላበረከትኩት፡ እንግዲህ የኔ ድርሻ ብቻ አይደለም የፈለገዉ ችግር በደርስበትም….. ስል የነበርኩትን ስሜትየን ራሴን ለራሴ ታዘብኳት፤ ዋሸሗት። ከዛ በላይ የስጨነቀኝ ደግሞ፤ ህዋሓት ለሁለት ሲከፈል፤ የትግራይ ህዝብ ሊፈጭ (ችግር ዉሰጥ ሊወድቅ) ነዉ ብየ ተጨነቅኩኝ። የኔ ጉዳይ ሳይሆን ያስጨነቀኝ፤ መለስ ፖለቲካዉ ዉስጥ ስላለ አደጋ ቢደርስበት አኔ መቸዉንም ዝግጁ ነኝ። ያስጨነቀኝ ግን ትግራይ አደጋ ዉስጥ ይወድቃል ብየ እጅግ ተጠበብኩኝ። አሁንም ቢሆን እኔ ህወሓት እነድትኖር የምፈልገዉ ለራሴ ለግል ብየ ሳይሆን፤ የትግራይ ሕዝብ ለህወሓት ሲል ደሙን አፈስሶ፤አጥንቱ ከስክሶ፤ልሊቱን መዉጫ መግብያ መንገዶችን እየመራ ማሳየት፤ በቀን ሲጠማቸዉ ዉሃ ምግብ፤ማረፍያና መጠለያ በመስጠት አሁን ወዳለንበት ደረጃ አደረሳቸዉ። ያገኘዉ የረባ ጠቀመታ ግን የለም። በወረዳ፤በማዘጋጃቤቶች ቢሮክራሲ ተተብትቦ ፍትህ በማጣት አየተበሳጨ፤እያማረረ ነዉ ያለዉ። መሬት ካንደኛዉ ነጥቀዉ ለሌለኛዉ ይሸጡለታል። በዛም አነሰም (እንደዛም እየሆነ) ድርጅቱ እንዲቆይ እፈልገዋለሁ። የትግራይ ሕዝብ እየቸገረዉም ቢሆን ችግሩ እየቻለ ይኑር፤ ከነሱ የተሻለ አመራር ሌላ አያገኝም። የበቁ መሪዎች እነዲሆኑ ራሱ እግዚአብሄር ይርዳቸዉ። በተለይም አሁን ለየወረዳዉ የተሰጠዉ ስልጣን ተቆጣጣሪ ቢደረግለት መልካም ነዉ እላለሁ። <… ለምሳሌ በማዘጋጃ ቤቶች በኩል እየተደረገ ያለዉ፡ ላንዱ ሰጥተዉት ቤት ለመስራት መሰረት ተጥሎበት በመሰራት ሂደት ላይ የሚገኝን ቤት አስቁመዉ፤ በስሕተት ነበር የሰጠንህ አና ስራዉን አቁም በማለት ከሱ ነጥቀዉ ለሌላ ሰዉ ይሸጡታል። በዚህ አሰራር ተጠያቂዉ ማን ነዉ? እነደዚህ ላለ አሰራር ለሚሰራ ባለስለጣን ጠያቂ የለዉም። አንደዚህ ያለ አሰራር እየተሰራ እያዩ አንዴት ተኩኖ ነዉ ዜጎች ከዉጭ አገር መጥተዉ የግንባታዉ ተካፋዮች ሊሆኑ የሚችሉት? ላንዳንድ ሰዎች ደግሞ <የለም የያዝከዉ ቦታ ላንተ ሲበዛ ሰፊ ቦታ ነዉ> በማለት የቀሙታል። ሰለዚህ በየወረዳዉ፤በፓሊስ አና በማዘጋጃቤት ፈትሕ የሚባል የለም። እገዚአበሔር ያሳይህ፦ ማዘጋጃቤት ለአንድ ፎቶ ኮፒ ሦስት ብር ያስከፈላሉ። እዉጭ ብታደረገዉ ግን ሚፈጅብህ ሃመሳ ሳንቲም ብቻ ነዉ። ስልጣን እንደ ጠመንጃ ተጠቅመዉ ይዘረፉታል፡ ዘረፋ ነዉ! “ዓይን የሌለዉ ዘረፋ” ኦ! እበክህን በቃኝ ይበቃኛል፤ ደከመኝ፤ ብትለዉ ብተለዉ ጉዳዩ የሚያለቅ አይሆንም፤ ተዘርዝሮም አያልቅ> ።፧-፧-///- ማስታወሻ _ እንግዲህ የወያነ አስተዳደር፤ፍትህ የተገነዘባችሁ ይመስለኛል። ለአበታችን ለአቶ ዜናዊ አስረስ ለግለጽነታቸዉ እናመሰግናለን። በዚህ አጋጣሚ ለደሃይ መጽሄት አዘጋጆችም ጭመር ባንባቢዎቼ ስም በ’ጅጉ አመሰግናለሁ። ጌታቸዉ ረዳ ሳን ሆዘ ካሊፎርያ- መጋቢት 2000 ዓ/ም//-//

The Father of Meles Zenawi Accused Authorities in Tigray For Abusing Power

(By Getachew Reda)
Note to readers (First Part is Tigringa version. The Second Part is Amharic version for Amharic readers (Point your curser all the way to the end of the Tigringa version). Please use Gee’z Unicode to read the fonts) ሰብ ስልጣን ሰብ ሙዃኖም ረሲዖም ናብ መላእኽቲ ተቐይሮም” ዜናዊ አስረስ (ወላዲኡ ንመለስ ዜናዊ) ደሃይ ትግራይ ብምባል ዝፍለጥ አብ ትግራይ ዝሕተም ናይ ትግርኛ መጽሄት ፤አብ ቀዳማይ ዓመት ኣብ ወርሒ ጥሪ 2000 ዘዉጻኦ ሕታሙ፤ ወላዲኡ ንመለስ ዜናዊ አቶ ዜናዊ አስረስ ቃለ መጠይቕ ገይሩሎም ነይሩ። ኣቦይ ዜናዊ ዝሃቡዎ ቃለ ምልልስ በሳልን ሰፊሕን፤ህይወታዊ ተሞኩሮኦም ዝገለጹ ሚዛናዊን አብገሊኡዉን ከም መጠን ሰብ ናይ ዉልቆም ጉጉይ ርኡይቶታት እዉን ኣቕሪቦም እዮም። በታን በታን፤ በቲ ዘለዎም ዕድመን ተሞኩሮን እንትንመዝኖም ዝዓቖሩዎዎ መስተዉዓሊ ሕሊና በጣዕሚ በሳልን ሰፊሕ ተሞኩሮን ወዲ ዓበይቲን ፤ጽቡቕ ናበራን ከመዘሕለፉ ተገንዚበ። ዝኾነ ኾይኑ ናብቲ ርኢቶኦም ቅድሚ ምእታዉና፤ ክፍሊ ምምሕዳር ትገራይ ሰበስልጣናት ነቲ ጸገም ዘርዚሮም ከማላኽቱን ክእርሙን ክንዲምግባር አብቲ ዘቐርቡዎ ጸብጻብ እንዳሸፋፉኑ ናበቲ ጸጽቡቑ ቀልጢፎም ክነጥሩ ትዕዘብ። ንአብነት እዚ ሕዚ አቦና አቶ ዜናዊ ዘቕሩቡዎ ዘለዉ መረረትን ብልሽዊ ምምሕደራትን ቅድሚ 5 ዓመት አብ ከባቢ ራያ ገምጋም ቀሪቡ ህዘቢ ዝዛረበሉ ዝነበረ መረረት እዩ። ከሳብ ሕዚ ተማሳሳሊ ዝኾነ ገስርጥና ስነ አማሓድራ መረረት ዝዓግቶ ተሳኢኑ ብቐጻልነት ህዘቢ ይጓሳቖል አሎ።ቅድሚ 5 ዓመት ኣብ ራያ ዝነበረ መረረት አብ ቀጻላይ መደበይ ብፍልይ ዝበለ መደብ ክሳብ ዘቕርበልኩም፤ ከሳቦይ ግና አቶ ጸጋይ በረሀ ኣብ 8ናይ ስሩዕ መደበኛ 3ይ ቤት ምኽሪ ብሄራዊ መንግስቲ ትግራይ ዘቕረቦ ሰፊሕ ጸብጻብ ካብ አቦና ካብ አቶ ዜናዊ አስረስ ዝቐረበ ትዕዝብቲ እንትናጻጸር ሰማይን መሬትን እዩ። ለላዕሉ ልምጥጥ እንዳበልካ ኣኳሊምካ ምጉያይን እቲ ቀንዲ ብልሹዊ ናይ ሰበስለጣናት ጉሎ ፈሊኻ ንቤት ምኽሪታትን ምሕባር በበይኑ እዩ። ንመሳለ፦ ጸጋይ አብዚ ናይ ለንቅነ ዘቕረቦ ምብልሻዉ ሰናይ ምምሕዳር ብዝምልከት ጸብጻቡ እንታይ ኢሉ? ናይ ተገልገልቲ ዕግበት ጽርየት ንምርኣይ መጽናዕቲ ተገይሮም ይብል። አቶም ተኻይዶም ዝብሎም ዘሎ ጉድለታት ከምዘለዉን፤ምስአመነ ከምቲ ዝተጸበይዎ ዓይነት ሰናይ ዉጽኢት ምምሕዳር ከምዘይረኸቡዎን ንሓዋሩ ግና ቁጽጽር ክግበረሎም ትልሚታት ክመዝተገብረሎም የገልጽ’ሞ ፤ ኮይኑ ግን ይብል፤ ምሰቲ ግዕዘይ አማሓዳድራ ሰበስለጣናት ጎኒ ንጎኒ ድማ እወንታዊ ጎኒታት እዉን ከምዘለዉን ንዓዓቶም መበገሲ ክገብሩ ከምዘለዎም ይረቁሕ። እዚ አንትብል እቶም ኩምራ ገስረጣት ዝባሀሉ ሀዝቢ ዘይዓገበሎም መረረታት ምስቲ እወንታዊ ዝብሎም ዘሎ ዕግበት ጽርየት ፍትሒ <ጫሕ> አቢሉ ኣየናጻጸሮምን። <አኳሊሙ> ናብ ጸብጻብ ልምዓት አትዪ። ንሱስ ኣይንኸፍአን፡ እቲ መስደመም ጉዳይ ግና ኢቲ በብዕለቱ ዝዉስኽ ዘሎ ምግዳድ ናህሪ ዕዳጋ ሸቐጣመቐጥ መንቀሊኡን መዕገቲዩን እንታይ ሙኻኑንን፤ ጉዳያት መሰል ምዝራብ፤ምጸሓፍ፤ እንተይ-ተሰከፍካ አብ አደባባይ ወጺእካ ምቁዋም፤ ከምኡዉን ናይ ተቓወምቲ ሰልፍታት ኣብ ትግራይ ኣድላይነትን፤ ጉዳያት ሕትመት መጻሕፍቲን ሓሳባት ዝላዋወጡሉ ካበቶም ቅዪዳት መንግስታዊ ሓበርቲ ጋዜጣታትን ነጻ ዝኾኑ ማዕከናት ዘለዎ ኩነታት እንተይተንከፎም ናብ ልምዓት ጸብጻብ ዋኒኑ ተዓኢሩ። ከምቲ ቡዙሗት አሕዋት ደጋጊሞም ዝበሉዎ “ሰናይ ምምሕዳር እንተዘይብሉ <ዲሞክራሲ አይከህሉን> እዩሞ፤ካብ ጸብጻብ ሹማምንቲ ወየነ ገበናኦም ክቐልዑ ኢልካ ምጽባይ <ልግዐ ጸባ ካብ እምኒ ምጽባይ> ስለዝኸዉን፤ አቲ ህዝቢ ዘስመዖ ዘሎ መረረት ንክንሰምዕ ካብ አንደበት አቶ ዜናዊ አስረስ ብቐጥታ ንስማዕ። መጸሄት ደሃይ ንዘቕረበሎም ሰፊሕ ጥያቐ ምስመለሱ አብ ትገራይ ብዘበን ወያነ ዉላዶም ስልጣን ኮይኑ አብዚመረሃሉ አብዚ ህዚ ጊዜ ከምዚ እንትብሉ ብዛዕባ ፍትሒን ምምሕዳርን ዝተዓዘቡዎ ህዘባዊ መረረትን ጎባብ ፈትሒን ከምዚ እነትበሉ ይገልጹዎ፦ <ህዝቢ ኸይደክም ኣብ ከባቢኡ ነገሩ ንኽፍፅም ኣብ ስርሑ ክውዕል ጥሜት ክርሕቕ ስልጣን ንወረዳ ተዋሂቡ፡፡ ሕዚ እቶም ወረዳ መላእክቲ ኾይኖም፦ ሰብ ምዃኖም ቀርዩ ወይ ድማ ናይ ሰብ ልኡኻት ምዃኖም ረሲዖም ፈጠርቲ ሓደግቲ ንሕና ኢና ዞባ ኣይቆፃፀረናን ይበሉ፤ ልጓም ዘይብሉ ፈረስ ኮይኖም፡፡ ፅቡቕ ኩነታት የለን። ብፍላይ ኣብ ማዘጋጃ ቤት፥ ፖሊስ፥ ወረዳ፥ ህዝቢ ከማርር ኢኻ ትሰምዖ። ምኽንያቱ ጠያቒ ተቖፃፃሪ የብሎምን፡፡ ስልጣን ጠቕሊሉ ንዓኣቶም ሂብዎም፦ እዙይኮ እንታይ እዩ ሰብ ኮይደክም ሰብ ኣብ ጥቕኡ ውሳነ ክረክብ ናብ ማሕረስ ናብ ንግዱ ክኣቱ ዝብል ምህዞ ፅቡቕ እዩ፡፡ ግን ቁፅፅር የብሉን ከምድላዩ እዩ ነቶም ዞቦታት ኣይሰምዕዎምን፡፡ ካሊእ ድማ ናይ ዓድዋ ወረዳ ዘባረሮ ናይ እንትጮ ወረዳ ይቖፅሮ፤ እንትጮ ዘባረሮ ዓዴት ይቖፅሮ፦ ሓደ ሌባ ኣብ ካሊእ ኣብ ዝደለዮ ቦታ ይቑፀር፦ ብሌብነቱ ተገሊሉ ኣይነብርን፡፡ እንታይ ኔሩ፥ እንታይ ታሪኽ ኣለዎ እንታይ ሪከርድ ኣለዎ ብምንታይከ እዩ ተባሪሩ ኢሎም ኣየፃርዩን፡፡ <….ሓደ ወዲ ኣሎ ብሌብነት ኣብ ኣርባዕተ ቦታ እናተባረረ ዝኣተወ ። ናብ ስልጣን ። ሓደ ኣሎ ዝፈልጦ፡ ካብ እንትጮ ተባሪሩ፥ ናብ ዓድዋ ማዛጋጃ ቤት ኣትዩ፤ ኣብ ዓድዋ ህዝቢ ኡይ ኣቢሉ ናዕዴር ፤ ካብኡ ዓዴት ሰዲዶሞ፦ ካብኡ ተባሪሩ ድማ ሕዚ ንዓድዋ ኣትዩሎ። ከምዙይ‘ዩ። ሓደ ሰብ ገበን እንተጌሩ ገበነኛ እዩ ። ብፍላይ ኣብ ናይ ህዝቢ ምምሕዳር፦ ፈቐዶ ቢሮ ብህዝቢ እናተላገፀ ክነብር ኣይኽእልን እግዚኣብሄርኳ ንሓደ ኣዳም ሕጊ ዝገበረሉ ፡ እፀ በለስ ከይትበልዕ ዝበሎ እፀ በለስ በሊዑ ድማ ኮኒንዎ፡፡ ደሃይ ፦ ኣቦይ ዜናዊ ሕዚ ናብ ሓድሽ ሚሊንየም ኣቲናለና እንታይ ትፅቢት ይገብሩ እንታይከ ይምነዩ ኣብዚ ሓድሽ ሚለንየም? ኣቦይ ዜናዊ፦ ኣብ 2000 ዓ/ም ምብፃሕ ሓደርእሱ ዝኻኣለ ዓወት እዩ፡፡ ኣብ ቀፃሊ ግን እዚ መንግስቲ ንሰበ ስልጣናቱ ቁፅፅር ይግበር፤ ተጠያቕነት ይሃሉ፤ ብፍላይ ኣብ ወረዳ፡፡ ዘጥፈአ ዝበደለ ዘይካኣለ ይገለፍ !ሽዑ ፅቡቕ ዘበን ይኾን፡፡ዘጥፈአ ከይተቐፅዐ ሱቕ ኢሎም ፅርፍ ውዒሎም ይሰድዎ ብድሕሪኡ መፅኡ ነቶም ዝነቐፍዎ ህዝቢ ርእሲ ርእሶም ይቕጥቅጦም። ስለዚ እንተዘየማሓይሾም ተስፋ የብሉን፡፡ ፦ ደሃይ፦ ዓንተወይ ጠቒሰሞ ኔሮም ኣብ እዋን ምክፍፋል ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ዓቢ ጭንቀት ከምዝነበሮም እንታይ ኔሩ ዘጨንቆም? ኣቦይ ዜናዊ፦ ዋእ - ንወደይ ክነቕሉለይ ኣይደለኹን‘ያ፡፡ ብጣዕሚ ተሰሚዑኒ። ሓደ ኣጋ እርጋን ኮይኑ ምንም ክገብር ኣብ ዘይክእለሉ ጊዜ ኾይኑ ፤ ስማዕንዶ እንኳን ለገሰ ሕማቕ ካብ ኣፉ ዘይወፆስ ሕማቕ ውሉድካውን ክብደል ትፎቱዶ? ስለዚ ሕዚ ፈኸራ ገዲፈዮ‘የ ኣነ ደጊም ናተይ ኣይኮነን ናይ ኩሉ ትግራዋይ እዩ ዝብል ዝነበርኩ ሕዚ ግን ፈስፋስ እየ ኢለ ገዲፈዮ ምፍካር፡፡ ካብኡ ንላዕሊ ዘጨነቐኒ ግን ህወሓት ንኽልተ ምስተኸፈለት ህዝቢ ትግራይ ክጠሓንዩ ኢለ ተጨኒቐ፡፡ ናይ ርእሰይ እንተይኮነ ኣነ ኣብ ፖለቲካ ኣሎ መለስ መለስ ሓደጋ እንትረክብ ከሎ ቅሩብየ፦ ግን ህዝቢ ትግራይ ኣብ ሓደጋ ክወድቕዩ ብዝብል ብጣዕሚ ተሰሚዑኒ፦ ሕዚውን ኣነኮ ህወሓት ክትነብር ዝደልያ ንውልቀይ ኣይኮንኩን ንህዝቢ ትግራይ፦ ደሙ ኣፍሲሱ ዓፅሙ ከስኪሱ ለይቲ መንገዲ መሪሑ ቀትሪ ኣፅሊሉ ጠምዮም ዓንጊሉ ፀሚኦም ኣስትዩ ኣብዚ ኣብፂሕዎም፦ ዝረኸቦ ግን የለን ብወረዳን ብማዛጋጃቤት ቢሮክራስን ምስኣን ፍትሕን የንፀርፅር ኣሎ፡፡ መሬት ንሓደ ሂቦም ንዕኡ ኣሕዲጎም ንኻሊእ ይሸጥሉ፡፡ ስለዚ ኮነ ተረፈ ምእንቲ ህዝቢ ትግራይ ክትነብር እየ ዝደልያ፦ እናፀገሞ ህዝቢ ትግራይ ይንበር ካብኣቶም ዝሕሸ ኣይረክብን ፅቡቓት መራሕቲ ይግበሮም እግዚኣብሄር ባዕሉ፡፡ ብፍላይ ሕዚ ኣብ ወረዳታት ተደርብዩ ዘሎ ስልጣን ተቖፃፃሪ እንተዝገብርሉ ምሕሾም፦ ሕዚ ኣብ ማዘጋጃቤት ንሓደ ሂቦም ዝተሰረተ ገዛ ተጋጊና ኢና ዝሃብናካ ኢሎም ኣሕዲጎም ይሽጥዎ መንዩ ናይቲ ጌጋ ተሓታቲ ተጎዳኢ እቲ ሰብ እቲ ዜጋ ነቲ ዝተጋገየ በዓል ስልጣን ዝሓቶ የለን፡፡ ስለዚ ከመይ ገይሩ ዓዱ መፂኡ ክሰርሕ ሰብ እዙይ እንዳረኣየ፡፡ ንገሊኡ ኻዓ ገፊሑካ ኔሩ እዩ ኢሎም የሕድግዎም፡፡ ስለዚ ኣብታሕቲ ብፍላይ ኣብ ማዘጋጃቤት ፖሊስ፥ ወረዳ ፍትሒ ዝባሃል የለን፦ ማዘጋጃቤት እግዚሄር የርኢኻ ንፎቶ ኮፒ ሰለስተ ቅርሺ የኽፍሉ። ኣብ ደገ ሓምሳ ሳንቲም እያ ንሓንቲ ፎቶ ኮፒ፡፡ ስልጣን ጠበንጃ ጌሮም ከትሪ ዓይኒ ዘይብሉ ከትሪ፦ ኦ! - በይዛኻ - በቃ ይኣኽለኒ ደኺመ ተዛሪብካ ኣይውዳኦን፦ ደሃይ፦ የቐንየልና ኣቦይ ዜናዊ፦ የቐንየለይ ኣነውን፡፡ የአማርኛዉ ትርጉም “ ሹማምንቶች ሰዉ መሆናቸዉን ዘንግተዉ፤ ወደ መለኮትነት ተለዉጠዋል”! አቶ ዜናዊ አስረስ (የመለስ ዜናዊ አባት) የመለስ ዜናዊ አባት አቶ ዜናዊ አስረስ ባለፈዉ በጥር 2000 ዓ/ም ደሃይ ለተባለዉ ትግርኛ መጽሄት በሚኖሩበት በዓድዋ ከተማ ዉሰጥ ቃለ ምልልስ አድሩጎላቸው ነበር። የአስተዳደር ብልሹነት አስመልክቶ የትግራይ ፕረዚዳንት ጸጋይ በርሄም ሰሞኑን የክፈለሃገሩ (በወየነ አጠራር “ክልል”) ምክርቤት 8ኛዉ በደበኛ ጉባኤ ባስሰማዉ ሰፊ ሪፖርት እና መረን ከለቀቀዉ ብልሹ አስተዳደር ሲነጻጸር አቀረብኩ ያለዉ ሰይበራራ የቀረበ በደፈናው ያመነበት መጥፎ አስተዳደር ቢኖርም፡ ምን ምን እነደሆኑና ለስንት አመት ተደጋጋሚ ብልሹ አሰራሮች እርማት ሳይደረግላቸዉ በዚህ ዓመትም እየቀጠሉ እንዳሉ አልገለጸም። የፍትሁን ጉዳይ የቅርና በሰፊዉ ለመግለጽ የዳከረበት የልማት ዘገባዎችም ብንመለከት፤ በገበያ ግሽበት እየተሰቃየ ያለዉ ገበያተኛ ለዋጋ ንፍፊቱ ምክንያቶችና ማለዘቢያዎቹ ምን፤ ምን እነደሆኑና ምንስ መደረግ እነዳለበት ሳይነካዉ አልፏል። ትግራይ ዉስጥ የተቃዋሚ ድርጅቶች መኖር አስፈላጊነትና አሁን ያለበት ሁኔታ፤ እንደዙሁም ትግራይ ዉስጥ የተቃዋሚ ጋዜጦች መኖርና ያለመኖር፤ በነጻነት መንግስትንና ድርጅትን መቃወም የመሳሰሉ ገምቢ ሰብኣዊ መብቶች መዘርዘሩ ይቅርና ለግዚሔሩ ተብሎ እነኳ እነኚህን አስመልክቶ የአንድ መስመር ረዝመት ዘገባ አልተተቸባቸዉም። ያም ሆነ ይህ የወያኔ ሹማምንት ገበናቸዉ ይገልጽሉናል ብለን ከመጠበቅ በቀጥታ ወደ ሀዝቡ እሮሮ በማምራት አቶ ዜናዊ አስረስ ስለታዘቡትና የዘረዘሩዋቸዉ የአስተዳደሩ ብሉሹነት ዝረዝር ሁኔታ ልዉሰዳችሁ። ይሄዉ፦ `<….ሰዉ ላይ ታች ሲል አንዳይቸገር ፤ከሚኖርበት አካባቢ ጉዳዩ እየፈጸመ፡ እሥራዉ ላይ እንዲዉል፤ ረሃብ አነዲወገድ ከሚል አኳያ ስልጣን ለወረዳ ተሰጠ። አሁን የወረዳ ባለስለጣኖች ወደመላአክትነት ተለወጡ።ሰዉ መሆናቸዉን ዘንግተዉት ወይንም የህዘቡ አገልጋዮች መሆናቸዉን እረስተዉ፤ ፈጣሪ አደረጊ እኛዉ ነን፡ዞባ (አዉራጃ) አይቆጣጠረንም በማለት ሉጋም እነደሌለዉ ፈረስ ሆነዋል። መጥፎ ሀኔታ ነዉ ያለዉ።በተለይም በማዘጋጃ ቤት፤ ፖሊስ፤ወረዳ በኩል ሕዝቡ ሲያማርር ነዉ የምትሰማዉ። ምከንያቱም፤ የሚጠይቃቸዉ ተቆጣጣሪ የለም። አጠቃላይ ስልጣን ለነሱ ሰጣቸዉ። መነሻ ሃሰቡ ጥሩ ነዉ፤ ሰዉ እንዳይደክም፤ ላይ-ታች እንዳይል፤ በያለበት አቅራቢያ ዉሳኔዎች እንዲያገኝ ፤ነዋሪዉ ጊዜ ሳያባክን ወደየ ሥራዉ ወደ ንግዱ ፤ወደየ እርሻዉ እነዲሰማራ ታስቦ ነዉ። ሃሳቡ ጥሩ ነዉ። ግን ቁጥጥር የለዉም፤ እንዳሻቸዉ ይሆናሉ። ለዞባዉ (ለአዉራጃዎቹ) አይሰማም። ለምሳሌ የዓድዋ ወረዳ ያባረረዉ ሰራተኛ፡የእንትጮ ወረዳ ይቀጥረዋል። እንትጮ ያባረረዉ፡ ዓዴት ይቀበለዋል። አንድ ሌባ እሌላ በፈለገዉ ቦታ ሄዶ ይቀጠራል፦በሌብነት ተገልሎ አይኖርም። ምን ነበር? ምን ታሪክ ምን ሬከርድ አለዉ? በምን ምክንያትስ ተባረረ? ብለዉ አያጣሩም። ….. <…..አንድ ሰዉ አለ፦ በሌብነት አራት ጊዜ በአራቱም ቦታዎች እተባረረ የተቀጠረ።ወደ ስለጣን! ሌላዉን እንተዉ’ና አኔ የማወቀዉ አንድ ሰዉ እንኳ ከእንትጮ ተባርሮ ወደ ዓዴት ላኩት፤ከዚያ ተባርሮ አሁን ደግሞ ወደ ዓድዋ መ’ቷል። አንግዲህ ይታይህ፡ አንድ ሰዉ ጥፋት ከፈጸመ ጥፋተኛ ነዉ። በተለይ በሕዝብ አስተዳደር። በየቢሮዉ በሕዝብ አያላገጡ መኖር አይቻልም።እግዚአብሔር ለአዳም ሕግ ሲደነግግለት እፀ በለስ እንዳትበላ በሎታል፡ሲበላ ጊዜ ኮነነዉ። ደሃይ፦ ከቡር አባት ዜናዉ አሁን ወደ አዲስ ሚለንየም ገበተናል፤ከዚህ ሚለንየም ምን ይጠብቃሉ፤ምንስ ይመኛሉ? አባት ዜናዊ፡-ወደ 2000 ዓ/ም መድረሱ በራሱ ድል ነዉ።በቀጣዩ ግን ይህ መንግሥት የገዛ ራሱን ሹማምንቶቹ ቁጥጥር ያድርግ። ተጠየቂነት ይኑር፤ በተለይም በወረዳ አካባቢ። ያጠፋ፤የበደለ፡ ችሎታ የጎደለዉ መገለል አለበት! ያኔ ጥሩ ዘመን ይሆናል። ጥፋተኛዉን ሳይቀጡት እነደነገሩ ቸል ብለዉት ሲያጓትቱት ይዉሉና መጨረሻ ይለቁታል። ከዚያ በሗላ መጥቶ ወቃሾቹን እራስ እረሳቸዉን ይኮረኩማቸዋል። እንዲህ ያለዉ አሰራር ካልተሻሻለ ተስፋ የለዉም። ደሃይ፦በህወሓት ማአከላዊ ኮሚቴ ክፍፍል በታየተበት ወቅት፤ ከባድ ጭንቀት እንዳደረበዎት ቀደም ብለዉ ጠቀስ አድርገዉት ነበር፤ ጭንቀትዎ ምን ነበር? አባት ዜናዊ፦መቸዉንም ቢሆን ልጄን አንዲያስወግዱት አልፈለግኩማ! በጣም ነዉ የተሰማኝ። በሰተ’ርጅና ሆኖብኝ፤ በደከምኩኝ ወቀት ምንም ማድረግ በማልችልበት አቅም በሌለኝ ጊዜ ነዉ። ተሰማኝ። ስማ እንጂ፡-እንኳን ለገሰ ካንደበቱ መጥፎ የማይወጣዉ ይቅርና፤ መጥፎ ልጅህስ ቢሆን በደል ሊደርስበት ትሻለህ? አሁን፤አሁን ፉከራዉን ትቸዋለሁ፤ አንግዲህ የኔ የብቻየ ልጅ አይደለም፤ የትግራይ ሕዘብም ጭምር ነዉ እያልኩኝ አነደማንኛቸዉም የሕዝብ ለጅ ለሕዘቡ ስላበረከትኩት፡ እንግዲህ የኔ ድርሻ ብቻ አይደለም የፈለገዉ ችግር በደርስበትም….. ስል የነበርኩትን ስሜትየን ራሴን ለራሴ ታዘብኳት፤ ዋሸሗት። ከዛ በላይ የስጨነቀኝ ደግሞ፤ ህዋሓት ለሁለት ሲከፈል፤ የትግራይ ህዝብ ሊፈጭ (ችግር ዉሰጥ ሊወድቅ) ነዉ ብየ ተጨነቅኩኝ። የኔ ጉዳይ ሳይሆን ያስጨነቀኝ፤ መለስ ፖለቲካዉ ዉስጥ ስላለ አደጋ ቢደርስበት አኔ መቸዉንም ዝግጁ ነኝ። ያስጨነቀኝ ግን ትግራይ አደጋ ዉስጥ ይወድቃል ብየ እጅግ ተጠበብኩኝ። አሁንም ቢሆን እኔ ህወሓት እነድትኖር የምፈልገዉ ለራሴ ለግል ብየ ሳይሆን፤ የትግራይ ሕዝብ ለህወሓት ሲል ደሙን አፈስሶ፤አጥንቱ ከስክሶ፤ልሊቱን መዉጫ መግብያ መንገዶችን እየመራ ማሳየት፤ በቀን ሲጠማቸዉ ዉሃ ምግብ፤ማረፍያና መጠለያ በመስጠት አሁን ወዳለንበት ደረጃ አደረሳቸዉ። ያገኘዉ የረባ ጠቀመታ ግን የለም። በወረዳ፤በማዘጋጃቤቶች ቢሮክራሲ ተተብትቦ ፍትህ በማጣት አየተበሳጨ፤እያማረረ ነዉ ያለዉ። መሬት ካንደኛዉ ነጥቀዉ ለሌለኛዉ ይሸጡለታል። በዛም አነሰም (እንደዛም እየሆነ) ድርጅቱ እንዲቆይ እፈልገዋለሁ። የትግራይ ሕዝብ እየቸገረዉም ቢሆን ችግሩ እየቻለ ይኑር፤ ከነሱ የተሻለ አመራር ሌላ አያገኝም። የበቁ መሪዎች እነዲሆኑ ራሱ እግዚአብሄር ይርዳቸዉ። በተለይመ አሁን ለየወረዳዉ የተሰጠዉ ስልጣን ተቆጣጣሪ ቢደረግለት መልካም ነዉ። <… ለምሳሌ በማዘጋጃ ቤቶች በኩል እየተደረገ ያለዉ፡ ላንዱ ሰጥተዉት ቤት ለመስራት መሰረት ተጥሎበት በመሰራት ሂደት ላይ የሚገኝን ቤት አስቁመዉ፤ በስሕተት ነበር የሰጠንህ አና ስራዉን አቁም በማለት ከሱ ነጥቀዉ ለሌላ ሰዉ ይሸጡታል። በዚህ አሰራር ተጠያቂዉ ማን ነዉ? እነደዚህ ላለ አሰራር ለሚሰራ ባለስለጣን ጠያቂ የለዉም። አንደዚህ ያለ አሰራር እየተሰራ እያዩ አንዴት ተኩኖ ነዉ ዜጎች ከዉጭ አገር መጥተዉ የግንባታዉ ተካፋዮች ሊሆኑ የሚችሉት? ላንዳንድ ሰዎች ደግሞ <የለም የያዝከዉ ቦታ ላንተ ሲበዛ ሰፊ ቦታ ነዉ> በማለት የቀሙታል። ሰለዚህ በየወረዳዉ፤በፓሊስ አና በማዘጋጃቤት ፈትሕ የሚባል የለም። እገዚአበሔር ያሳይህ፦ ማዘጋጃቤት ለአንድ ፎቶ ኮፒ ሦስት ብር ያስከፈላሉ። እዉጭ ብታደረገዉ ግን ሚፈጅብህ ሃመሳ ሳንቲም ብቻ ነዉ። ስልጣን እንደ ጠመንጃ ተጠቅመዉ ይዘረፉታል፡ ዘረፋ ነዉ! ዓይን የሌለዉ ዘረፋ! ኦ! እበክህን በቃኝ ይበቃኛል፤ ደከመኝ፤ ብትለዉ ብተለዉ ጉዳዩ የሚያለቅ አይሆንም፤ ተዘርዝሮም አያልቅ> ።፧-፧-///- ማስታወሻ _ እንግዲህ የወያነ አስተዳደር፤ፍትህ የተገነዘባችሁ ይመስለኛል። ለአበታችን ለአቶ ዜናዊ አስረስ ለግለጽነታቸዉ እናመሰግናለን። በዚህ አጋጣሚ ለደሃይ መጽሄት አዘጋጆችም ጭመር ባንባቢዎቼ ስም በ’ጅጉ አመሰግናለሁ። //-//

The Father Of Meles Zenawi Accused Authorities In Tigray For Abusing Power

Note to readers:-First Part is Tigringa version. The Second Part is Amharic version for Amharic readers (Point your curser all the way to the end of the Tigringa version). Please use Gee’z Unicode to read the fonts) “ሰብ ስልጣን ሰብ ሙዃኖም ረሲዖም ናብ መላእኽቲ ተቐይሮም” ዜናዊ አስረስ (ወላዲኡ ንመለስ ዜናዊ) ደሃይ ትገራይ ብምባል ዝፍለጥ አብ ትገራይ ዝሕተም ናይ ትግርኛ መጽሄት ፤አብ ቀዳማይ ዓመት ኣብ ወርሒ ጥሪ 2000 ዘዉጻኦ ሕታሙ፤ ወላዲኡ ንመለስ ዜናዊ አቶ ዜናዊ አስረስ ቃለ መጠይቕ ገይሩሎም ነይሩ። ኣቦይ ዜናዊ ዝሃቡዎ ቃለ ምልልስ በሳልን ሰፊሕን፤ህይወታዊ ተሞኩሮኦም ዝገለጹ ሚዛናዊን አብገሊኡዉን ከም መጠን ሰብ ናይ ዉልቆም ጉጉይ ርኡይቶታት እዉን ኣቕሪቦም እዮም። በታን በታን፤ በቲ ዘለዎም ዕድመን ተሞኩሮን እንትንመዝኖም ዝዓቖሩዎዎ መስተዉዓሊ ሕሊና በጣዕሚ በሳልን ሰፊሕ ተሞኩሮን ወዲ ዓበይቲን ፤ጽቡቕ ናበራን ከመዘሕለፉ ተገንዚበ። ዝኾነ ኾይኑ ናብቲ ርኢቶኦም ቅድሚ ምእታዉና፤ ክፍሊ ምምሕዳር ትገራይ ሰበስልጣናት ነቲ ጸገም ዘርዚሮም ከማላኽቱን ክእርሙን ክንዲምግባር አብቲ ዘቐርቡዎ ጸብጻብ እንዳሸፋፉኑ ናበቲ ጸጽቡቑ ቀልጢፎም ክነጥሩ ትዕዘብ። ንአብነት እዚ ሕዚ አቦና አቶ ዜናዊ ዘቕሩቡዎ ዘለዉ መረረትን ብልሽዊ ምምሕደራትን ቅድሚ 5 ዓመት አብ ከባቢ ራያ ገምጋም ቀሪቡ ህዘቢ ዝዛረበሉ ዝነበረ መረረት እዩ። ከሳብ ሕዚ ተማሳሳሊ ዝኾነ ገስርጥና ስነ አማሓድራ መረረት ዝዓግቶ ተሳኢኑ ብቐጻልነት ህዘቢ ይጓሳቖል አሎ።ቅድሚ 5 ዓመት ኣብ ራያ ዝነበረ መረረት አብ ቀጻላይ መደበይ ብፍልይ ዝበለ መደብ ክሳብ ዘቕርበልኩም፤ ከሳቦይ ግና ናይ መንግስቲ ትገራይ ፐረዚደንት iUY bRh ¨B 8Y S„: g#Æx@ 3Y b@T M<¶ Bÿ‰êE mNGStE TG‰Y ዘቕረቦ ሰፊሕ ጸብጻብ ካብ አቦና ካብ አቶ ዜናዊ አስረስ ዝቐረበ ትዕዝብቲ እንትናጻጸር ሰማይን መሬትን እዩ። ለላዕሉ ልምጥጥ እንዳበልካ ኣኳሊምካ ምጉያይን እቲ ቀንዲ ብልሹዊ ጉሎኦም ምጥቃስ እሞ ህዘቢ እንዳማለኸትካ ክፈልጦም ገይረካ ንቤት ምኽሪታትን ምሕባር በበይኑ እዩ። ንመሳለ፦ ጸጋይ አብዚ ናይ ለንቅነ ዘቕረቦ ምብልሻዉ ሰናይ ምምሕዳር ብዝምልከት ጸብጻቡ እንታይ ኢሉ? ናይ ተገልገልቲ ዕግበት ጽርየት ንምርኣይ መጽናዕቲ ተገይሮም ይብል። አቶም ተኻይዶም ዝብሎም ዘሎ ጉድለታት ከምዘለዉን፤ምስአመነ ከምቲ ዝተጸበይዎ ዓይነት ሰናይ ዉጽኢት ምምሕዳር ከምዘይረኸቡዎን ንሓዋሩ ግና ቁጽጽር ክግበረሎም ትልሚታት ክመዝተገብረሎም የገልጽ’ሞ ፤ ኮይኑ ግን ይብል፤ ምሰቲ ግዕዘይ አማሓዳድራ ሰበስለጣናት ጎኒ ንጎኒ ድማ እወንታዊ ጎኒታት እዉን ከምዘለዉን ንዓዓቶም መበገሲ ክገብሩ ከምዘለዎም ይረቁሕ። እዚ አንትብል እቶም ኩምራ ገስረጣት ዝባሀሉ ሀዝቢ ዘይዓገበሎም መረረታት ምስቲ እወንታዊ ዝብሎም ዘሎ ዕግበት ጽርየት ፍትሒ <ጫሕ> አቢሉ ኣየናጻጸሮምን። <አኳሊሙ> ናብ ጸብጻብ ልምዓት አትዪ። ንሱስ ኣይንኸፍአን፡ እቲ መስደመም ጉዳይ ግና ኢቲ በብዕለቱ ዝዉስኽ ዘሎ ምግዳድ ናህሪ ዕዳጋ ሸቐጣመቐጥ መንቀሊኡን መዕገቲዩን እንታይ ሙኻኑንን፤ ጉዳያት መሰል ምዝራብ፤ምጸሓፍ፤ እንተይ-ተሰከፍካ አብ አደባባይ ወጺእካ ምቁዋም፤ ከምኡዉን ናይ ተቓወምቲ ሰልፍታት ኣብ ትግራይ ኣድላይነትን፤ ጉዳያት ሕትመት መጻሕፍቲን ሓሳባት ዝላዋወጡሉ ካበቶም ቅዪዳት መንግስታዊ ሓበርቲ ጋዜጣታትን ነጻ ዝኾኑ ማዕከናት ዘለዎ ኩነታት እንተይተንከፎም ናብ ልምዓት ጸብጻብ ዋኒኑ ተዓኢሩ። ከምቲ ቡዙሗት አሕዋት ደጋጊሞም ዝበሉዎ “ሰናይ ምምሕዳር እንተዘይብሉ <ዲሞክራሲ አይከህሉን> እዩሞ፤ካብ ጸብጻብ ሹማምንቲ ወየነ ገበናኦም ክቐልዑ ኢልካ ምጽባይ <ልግዐ ጸባ ካብ እምኒ ምጽባይ> ስለዝኸዉን፤ አቲ ህዝቢ ዘስመዖ ዘሎ መረረት ንክንሰምዕ ካብ አንደበት አቶ ዜናዊ አስረስ ብቐጥታ ንስማዕ። መጸሄት ደሃይ ንዘቕረበሎም ሰፊሕ ጥያቐ ምስመለሱ አብ ትገራይ ብዘበን ወያነ ዉላዶም ስልጣን ኮይኑ አብዚመረሃሉ አብዚ ህዚ ጊዜ ከምዚ እንትብሉ ብዛዕባ ፍትሒን ምምሕዳርን ዝተዓዘቡዎ ህዘባዊ መረረትን ጎባብ ፈትሒን ከምዚ እነትበሉ ይገልጹዎ፦ <.... ህዝቢ ኸይደክም ኣብ ከባቢኡ ነገሩ ንኽፍፅም ኣብ ስርሑ ክውዕል ጥሜት ክርሕቕ ስልጣን ንወረዳ ተዋሂቡ፡፡ ሕዚ እቶም ወረዳ መላእክቲ ኾይኖም፦ ሰብ ምዃኖም ቀርዩ ወይ ድማ ናይ ሰብ ልኡኻት ምዃኖም ረሲዖም ፈጠርቲ ሓደግቲ ንሕና ኢና ዞባ ኣይቆፃፀረናን ይበሉ፤ ልጓም ዘይብሉ ፈረስ ኮይኖም፡፡ ፅቡቕ ኩነታት የለን። ብፍላይ ኣብ ማዘጋጃ ቤት፥ ፖሊስ፥ ወረዳ፥ ህዝቢ ከማርር ኢኻ ትሰምዖ። ምኽንያቱ ጠያቒ ተቖፃፃሪ የብሎምን፡፡ ስልጣን ጠቕሊሉ ንዓኣቶም ሂብዎም፦ እዙይኮ እንታይ እዩ ሰብ ኮይደክም ሰብ ኣብ ጥቕኡ ውሳነ ክረክብ ናብ ማሕረስ ናብ ንግዱ ክኣቱ ዝብል ምህዞ ፅቡቕ እዩ፡፡ ግን ቁፅፅር የብሉን ከምድላዩ እዩ ነቶም ዞቦታት ኣይሰምዕዎምን፡፡ ካሊእ ድማ ናይ ዓድዋ ወረዳ ዘባረሮ ናይ እንትጮ ወረዳ ይቖፅሮ፤ እንትጮ ዘባረሮ ዓዴት ይቖፅሮ፦ ሓደ ሌባ ኣብ ካሊእ ኣብ ዝደለዮ ቦታ ይቑፀር፦ ብሌብነቱ ተገሊሉ ኣይነብርን፡፡ እንታይ ኔሩ፥ እንታይ ታሪኽ ኣለዎ እንታይ ሪከርድ ኣለዎ ብምንታይከ እዩ ተባሪሩ ኢሎም ኣየፃርዩን፡፡ <….ሓደ ወዲ ኣሎ ብሌብነት ኣብ ኣርባዕተ ቦታ እናተባረረ ዝኣተወ ። ናብ ስልጣን ። ሓደ ኣሎ ዝፈልጦ፡ ካብ እንትጮ ተባሪሩ፥ ናብ ዓድዋ ማዛጋጃ ቤት ኣትዩ፤ ኣብ ዓድዋ ህዝቢ ኡይ ኣቢሉ ናዕዴር ፤ ካብኡ ዓዴት ሰዲዶሞ፦ ካብኡ ተባሪሩ ድማ ሕዚ ንዓድዋ ኣትዩሎ። ከምዙይ‘ዩ። ሓደ ሰብ ገበን እንተጌሩ ገበነኛ እዩ ። ብፍላይ ኣብ ናይ ህዝቢ ምምሕዳር፦ ፈቐዶ ቢሮ ብህዝቢ እናተላገፀ ክነብር ኣይኽእልን እግዚኣብሄርኳ ንሓደ ኣዳም ሕጊ ዝገበረሉ ፡ እፀ በለስ ከይትበልዕ ዝበሎ እፀ በለስ በሊዑ ድማ ኮኒንዎ፡፡ ደሃይ ፦ ኣቦይ ዜናዊ ሕዚ ናብ ሓድሽ ሚሊንየም ኣቲናለና እንታይ ትፅቢት ይገብሩ እንታይከ ይምነዩ ኣብዚ ሓድሽ ሚለንየም? ኣቦይ ዜናዊ፦ ኣብ 2000 ዓ/ም ምብፃሕ ሓደርእሱ ዝኻኣለ ዓወት እዩ፡፡ ኣብ ቀፃሊ ግን እዚ መንግስቲ ንሰበ ስልጣናቱ ቁፅፅር ይግበር፤ ተጠያቕነት ይሃሉ፤ ብፍላይ ኣብ ወረዳ፡፡ ዘጥፈአ ዝበደለ ዘይካኣለ ይገለፍ !ሽዑ ፅቡቕ ዘበን ይኾን፡፡ዘጥፈአ ከይተቐፅዐ ሱቕ ኢሎም ፅርፍ ውዒሎም ይሰድዎ ብድሕሪኡ መፅኡ ነቶም ዝነቐፍዎ ህዝቢ ርእሲ ርእሶም ይቕጥቅጦም። ስለዚ እንተዘየማሓይሾም ተስፋ የብሉን፡፡ ፦ ደሃይ፦ ዓንተወይ ጠቒሰሞ ኔሮም ኣብ እዋን ምክፍፋል ማእኸላይ ኮሚቴ ህወሓት ዓቢ ጭንቀት ከምዝነበሮም እንታይ ኔሩ ዘጨንቆም? ኣቦይ ዜናዊ፦ ዋእ - ንወደይ ክነቕሉለይ ኣይደለኹን‘ያ፡፡ ብጣዕሚ ተሰሚዑኒ። ሓደ ኣጋ እርጋን ኮይኑ ምንም ክገብር ኣብ ዘይክእለሉ ጊዜ ኾይኑ ፤ ስማዕንዶ እንኳን ለገሰ ሕማቕ ካብ ኣፉ ዘይወፆስ ሕማቕ ውሉድካውን ክብደል ትፎቱዶ? ስለዚ ሕዚ ፈኸራ ገዲፈዮ‘የ ኣነ ደጊም ናተይ ኣይኮነን ናይ ኩሉ ትግራዋይ እዩ ዝብል ዝነበርኩ ሕዚ ግን ፈስፋስ እየ ኢለ ገዲፈዮ ምፍካር፡፡ ካብኡ ንላዕሊ ዘጨነቐኒ ግን ህወሓት ንኽልተ ምስተኸፈለት ህዝቢ ትግራይ ክጠሓንዩ ኢለ ተጨኒቐ፡፡ ናይ ርእሰይ እንተይኮነ ኣነ ኣብ ፖለቲካ ኣሎ መለስ መለስ ሓደጋ እንትረክብ ከሎ ቅሩብየ፦ ግን ህዝቢ ትግራይ ኣብ ሓደጋ ክወድቕዩ ብዝብል ብጣዕሚ ተሰሚዑኒ፦ ሕዚውን ኣነኮ ህወሓት ክትነብር ዝደልያ ንውልቀይ ኣይኮንኩን ንህዝቢ ትግራይ፦ ደሙ ኣፍሲሱ ዓፅሙ ከስኪሱ ለይቲ መንገዲ መሪሑ ቀትሪ ኣፅሊሉ ጠምዮም ዓንጊሉ ፀሚኦም ኣስትዩ ኣብዚ ኣብፂሕዎም፦ ዝረኸቦ ግን የለን ብወረዳን ብማዛጋጃቤት ቢሮክራስን ምስኣን ፍትሕን የንፀርፅር ኣሎ፡፡ መሬት ንሓደ ሂቦም ንዕኡ ኣሕዲጎም ንኻሊእ ይሸጥሉ፡፡ ስለዚ ኮነ ተረፈ ምእንቲ ህዝቢ ትግራይ ክትነብር እየ ዝደልያ፦ እናፀገሞ ህዝቢ ትግራይ ይንበር ካብኣቶም ዝሕሸ ኣይረክብን ፅቡቓት መራሕቲ ይግበሮም እግዚኣብሄር ባዕሉ፡፡ ብፍላይ ሕዚ ኣብ ወረዳታት ተደርብዩ ዘሎ ስልጣን ተቖፃፃሪ እንተዝገብርሉ ምሕሾም፦ ሕዚ ኣብ ማዘጋጃቤት ንሓደ ሂቦም ዝተሰረተ ገዛ ተጋጊና ኢና ዝሃብናካ ኢሎም ኣሕዲጎም ይሽጥዎ መንዩ ናይቲ ጌጋ ተሓታቲ ተጎዳኢ እቲ ሰብ እቲ ዜጋ ነቲ ዝተጋገየ በዓል ስልጣን ዝሓቶ የለን፡፡ ስለዚ ከመይ ገይሩ ዓዱ መፂኡ ክሰርሕ ሰብ እዙይ እንዳረኣየ፡፡ ንገሊኡ ኻዓ ገፊሑካ ኔሩ እዩ ኢሎም የሕድግዎም፡፡ ስለዚ ኣብታሕቲ ብፍላይ ኣብ ማዘጋጃቤት ፖሊስ፥ ወረዳ ፍትሒ ዝባሃል የለን፦ ማዘጋጃቤት እግዚሄር የርኢኻ ንፎቶ ኮፒ ሰለስተ ቅርሺ የኽፍሉ። ኣብ ደገ ሓምሳ ሳንቲም እያ ንሓንቲ ፎቶ ኮፒ፡፡ ስልጣን ጠበንጃ ጌሮም ከትሪ ዓይኒ ዘይብሉ ከትሪ፦ ኦ! - በይዛኻ - በቃ ይኣኽለኒ ደኺመ ተዛሪብካ ኣይውዳኦን፦ ደሃይ፦ የቐንየልና ኣቦይ ዜናዊ፦ የቐንየለይ ኣነውን፡፡ የአማርኛዉ ትርጉም ሹማምንቶች ሰዉ መሆናቸዉን ዘንግተዉ፤ ወደ መለኮትነት ተለዉጠዋል”! አቶ ዜናዊ አስረስ (የመለስ ዜናዊ አባት) የመለስ ዜናዊ አባት አቶ ዜናዊ አስረስ ባለፈዉ በጥር 2000 ዓ/ም ደሃይ ለተባለዉ ትግርኛ መጽሄት በሚኖሩበት በዓድዋ ከተማ ዉሰጥ ቃለ ምልልስ አድሩጎላቸው ነበር። የአስተዳደር ብልሹነት አስመልክቶ የትግራይ ፕረዚዳንት ጸጋይ በርሄም ሰሞኑን የክፈለሃገሩ (በወየነ አጠራር “ክልል”) ምክርቤት 8ኛዉ በደበኛ ጉባኤ ባስሰማዉ ሰፊ ሪፖርት እና መረን ከለቀቀዉ ብልሹ አስተዳደር ሲነጻጸር አቀረብኩ ያለዉ ሰይበራራ የቀረበ በደፈናው ያመነበት መጥፎ አስተዳደር ቢኖርም፡ ምን ምን እነደሆኑና ለስንት አመት ተደጋጋሚ ብልሹ አሰራሮች እርማት ሳይደረግላቸዉ በዚህ ዓመትም እየቀጠሉ እንዳሉ አልገለጸም። የፍትሁን ጉዳይ የቅርና በሰፊዉ ለመግለጽ የዳከረበት የልማት ዘገባዎችም ብንመለከት፤ በገበያ ግሽበት እየተሰቃየ ያለዉ ገበያተኛ ለዋጋ ንፍፊቱ ምክንያቶችና ማለዘቢያዎቹ ምን፤ ምን እነደሆኑና ምንስ መደረግ እነዳለበት ሳይነካዉ አልፏል። ትግራይ ዉስጥ የተቃዋሚ ድርጅቶች መኖር አስፈላጊነትና አሁን ያለበት ሁኔታ፤ እንደዙሁም ትግራይ ዉስጥ የተቃዋሚ ጋዜጦች መኖርና ያለመኖር፤ በነጻነት መንግስትንና ድርጅትን መቃወም የመሳሰሉ ገምቢ ሰብኣዊ መብቶች መዘርዘሩ ይቅርና ለግዚሔሩ ተብሎ እነኳ እነኚህን አስመልክቶ የአንድ መስመር ረዝመት ዘገባ አልተተቸባቸዉም። ያም ሆነ ይህ የወያኔ ሹማምንት ገበናቸዉ ይገልጽሉናል ብለን ከመጠበቅ በቀጥታ ወደ ሀዝቡ እሮሮ በማምራት አቶ ዜናዊ አስረስ ስለታዘቡትና የዘረዘሩዋቸዉ የአስተዳደሩ ብሉሹነት ዝረዝር ሁኔታ ልዉሰዳችሁ። ይሄዉ፦ `<….ሰዉ ላይ ታች ሲል አንዳይቸገር ፤ከሚኖርበት አካባቢ ጉዳዩ እየፈጸመ፡ እሥራዉ ላይ እንዲዉል፤ ረሃብ አነዲወገድ ከሚል አኳያ ስልጣን ለወረዳ ተሰጠ። አሁን የወረዳ ባለስለጣኖች ወደመላአክትነት ተለወጡ።ሰዉ መሆናቸዉን ዘንግተዉት ወይንም የህዘቡ አገልጋዮች መሆናቸዉን እረስተዉ፤ ፈጣሪ አደረጊ እኛዉ ነን፡ዞባ (አዉራጃ) አይቆጣጠረንም በማለት ሉጋም እነደሌለዉ ፈረስ ሆነዋል። መጥፎ ሀኔታ ነዉ ያለዉ።በተለይም በማዘጋጃ ቤት፤ ፖሊስ፤ወረዳ በኩል ሕዝቡ ሲያማርር ነዉ የምትሰማዉ። ምከንያቱም፤ የሚጠይቃቸዉ ተቆጣጣሪ የለም። አጠቃላይ ስልጣን ለነሱ ሰጣቸዉ። መነሻ ሃሰቡ ጥሩ ነዉ፤ ሰዉ እንዳይደክም፤ ላይ-ታች እንዳይል፤ በያለበት አቅራቢያ ዉሳኔዎች እንዲያገኝ ፤ነዋሪዉ ጊዜ ሳያባክን ወደየ ሥራዉ ወደ ንግዱ ፤ወደየ እርሻዉ እነዲሰማራ ታስቦ ነዉ። ሃሳቡ ጥሩ ነዉ። ግን ቁጥጥር የለዉም፤ እንዳሻቸዉ ይሆናሉ። ለዞባዉ (ለአዉራጃዎቹ) አይሰማም። ለምሳሌ የዓድዋ ወረዳ ያባረረዉ ሰራተኛ፡የእንትጮ ወረዳ ይቀጥረዋል። እንትጮ ያባረረዉ፡ ዓዴት ይቀበለዋል። አንድ ሌባ እሌላ በፈለገዉ ቦታ ሄዶ ይቀጠራል፦በሌብነት ተገልሎ አይኖርም። ምን ነበር? ምን ታሪክ ምን ሬከርድ አለዉ? በምን ምክንያትስ ተባረረ? ብለዉ አያጣሩም። ….. <…..አንድ ሰዉ አለ፦ በሌብነት አራት ጊዜ በአራቱም ቦታዎች እተባረረ የተቀጠረ።ወደ ስለጣን! ሌላዉን እንተዉ’ና አኔ የማወቀዉ አንድ ሰዉ እንኳ ከእንትጮ ተባርሮ ወደ ዓዴት ላኩት፤ከዚያ ተባርሮ አሁን ደግሞ ወደ ዓድዋ መ’ቷል። አንግዲህ ይታይህ፡ አንድ ሰዉ ጥፋት ከፈጸመ ጥፋተኛ ነዉ። በተለይ በሕዝብ አስተዳደር። በየቢሮዉ በሕዝብ አያላገጡ መኖር አይቻልም።እግዚአብሔር ለአዳም ሕግ ሲደነግግለት እፀ በለስ እንዳትበላ በሎታል፡ሲበላ ጊዜ ኮነነዉ። ደሃይ፦ ከቡር አባት ዜናዉ አሁን ወደ አዲስ ሚለንየም ገበተናል፤ከዚህ ሚለንየም ምን ይጠብቃሉ፤ምንስ ይመኛሉ? አባት ዜናዊ፡-ወደ 2000 ዓ/ም መድረሱ በራሱ ድል ነዉ።በቀጣዩ ግን ይህ መንግሥት የገዛ ራሱን ሹማምንቶቹ ቁጥጥር ያድርግ። ተጠየቂነት ይኑር፤ በተለይም በወረዳ አካባቢ። ያጠፋ፤የበደለ፡ ችሎታ የጎደለዉ መገለል አለበት! ያኔ ጥሩ ዘመን ይሆናል። ጥፋተኛዉን ሳይቀጡት እነደነገሩ ቸል ብለዉት ሲያጓትቱት ይዉሉና መጨረሻ ይለቁታል። ከዚያ በሗላ መጥቶ ወቃሾቹን እራስ እረሳቸዉን ይኮረኩማቸዋል። እንዲህ ያለዉ አሰራር ካልተሻሻለ ተስፋ የለዉም። ደሃይ፦በህወሓት ማአከላዊ ኮሚቴ ክፍፍል በታየተበት ወቅት፤ ከባድ ጭንቀት እንዳደረበዎት ቀደም ብለዉ ጠቀስ አድርገዉት ነበር፤ ጭንቀትዎ ምን ነበር? አባት ዜናዊ፦መቸዉንም ቢሆን ልጄን አንዲያስወግዱት አልፈለግኩማ! በጣም ነዉ የተሰማኝ። በሰተ’ርጅና ሆኖብኝ፤ በደከምኩኝ ወቀት ምንም ማድረግ በማልችልበት አቅም በሌለኝ ጊዜ ነዉ። ተሰማኝ። ስማ እንጂ፡-እንኳን ለገሰ ካንደበቱ መጥፎ የማይወጣዉ ይቅርና፤ መጥፎ ልጅህስ ቢሆን በደል ሊደርስበት ትሻለህ? አሁን፤አሁን ፉከራዉን ትቸዋለሁ፤ አንግዲህ የኔ የብቻየ ልጅ አይደለም፤ የትግራይ ሕዘብም ጭምር ነዉ እያልኩኝ አነደማንኛቸዉም የሕዝብ ለጅ ለሕዘቡ ስላበረከትኩት፡ እንግዲህ የኔ ድርሻ ብቻ አይደለም የፈለገዉ ችግር በደርስበትም….. ስል የነበርኩትን ስሜትየን ራሴን ለራሴ ታዘብኳት፤ ዋሸሗት። ከዛ በላይ የስጨነቀኝ ደግሞ፤ ህዋሓት ለሁለት ሲከፈል፤ የትግራይ ህዝብ ሊፈጭ (ችግር ዉሰጥ ሊወድቅ) ነዉ ብየ ተጨነቅኩኝ። የኔ ጉዳይ ሳይሆን ያስጨነቀኝ፤ መለስ ፖለቲካዉ ዉስጥ ስላለ አደጋ ቢደርስበት አኔ መቸዉንም ዝግጁ ነኝ። ያስጨነቀኝ ግን ትግራይ አደጋ ዉስጥ ይወድቃል ብየ እጅግ ተጠበብኩኝ። አሁንም ቢሆን እኔ ህወሓት እነድትኖር የምፈልገዉ ለራሴ ለግል ብየ ሳይሆን፤ የትግራይ ሕዝብ ለህወሓት ሲል ደሙን አፈስሶ፤አጥንቱ ከስክሶ፤ልሊቱን መዉጫ መግብያ መንገዶችን እየመራ ማሳየት፤ በቀን ሲጠማቸዉ ዉሃ ምግብ፤ማረፍያና መጠለያ በመስጠት አሁን ወዳለንበት ደረጃ አደረሳቸዉ። ያገኘዉ የረባ ጠቀመታ ግን የለም። በወረዳ፤በማዘጋጃቤቶች ቢሮክራሲ ተተብትቦ ፍትህ በማጣት አየተበሳጨ፤እያማረረ ነዉ ያለዉ። መሬት ካንደኛዉ ነጥቀዉ ለሌለኛዉ ይሸጡለታል። በዛም አነሰም (እንደዛም እየሆነ) ድርጅቱ እንዲቆይ እፈልገዋለሁ። የትግራይ ሕዝብ እየቸገረዉም ቢሆን ችግሩ እየቻለ ይኑር፤ ከነሱ የተሻለ አመራር ሌላ አያገኝም። የበቁ መሪዎች እነዲሆኑ ራሱ እግዚአብሄር ይርዳቸዉ። በተለይመ አሁን ለየወረዳዉ የተሰጠዉ ስልጣን ተቆጣጣሪ ቢደረግለት መልካም ነዉ። <… ለምሳሌ በማዘጋጃ ቤቶች በኩል እየተደረገ ያለዉ፡ ላንዱ ሰጥተዉት ቤት ለመስራት መሰረት ተጥሎበት በመሰራት ሂደት ላይ የሚገኝን ቤት አስቁመዉ፤ በስሕተት ነበር የሰጠንህ አና ስራዉን አቁም በማለት ከሱ ነጥቀዉ ለሌላ ሰዉ ይሸጡታል። በዚህ አሰራር ተጠያቂዉ ማን ነዉ? እነደዚህ ላለ አሰራር ለሚሰራ ባለስለጣን ጠያቂ የለዉም። አንደዚህ ያለ አሰራር እየተሰራ እያዩ አንዴት ተኩኖ ነዉ ዜጎች ከዉጭ አገር መጥተዉ የግንባታዉ ተካፋዮች ሊሆኑ የሚችሉት? ላንዳንድ ሰዎች ደግሞ <የለም የያዝከዉ ቦታ ላንተ ሲበዛ ሰፊ ቦታ ነዉ> በማለት የቀሙታል። ሰለዚህ በየወረዳዉ፤በፓሊስ አና በማዘጋጃቤት ፈትሕ የሚባል የለም። እገዚአበሔር ያሳይህ፦ ማዘጋጃቤት ለአንድ ፎቶ ኮፒ ሦስት ብር ያስከፈላሉ። እዉጭ ብታደረገዉ ግን ሚፈጅብህ ሃመሳ ሳንቲም ብቻ ነዉ። ስልጣን እንደ ጠመንጃ ተጠቅመዉ ይዘረፉታል፡ ዘረፋ ነዉ! ዓይን የሌለዉ ዘረፋ! ኦ! እበክህን በቃኝ ይበቃኛል፤ ደከመኝ፤ ብትለዉ ብተለዉ ጉዳዩ የሚያለቅ አይሆንም፤ ተዘርዝሮም አያልቅ> ።፧-፧-///- ማስታወሻ _ እንግዲህ የወያነ አስተዳደር፤ፍትህ የተገነዘባችሁ ይመስለኛል። ለአበታችን ለአቶ ዜናዊ አስረስ ለግለጽነታቸዉ እናመሰግናለን። በዚህ አጋጣሚ ለደሃይ መጽሄት አዘጋጆችም ጭመር ባንባቢዎቼ ስም በ’ጅጉ አመሰግናለሁ። //-//